ህዝቢ ኤርትራ ጸላእቲ ንምሕራይ ኢዱ ኣይቅስርን ፡ ድሕሪ ድንዕታ ዘሎ ዓውታ ኸኣ ተኸዊልዎ ኣይፈልጥን (ካልኣይ ክፋል)
ካብ ብዓሎቕ ተጻባእቲ እትጭነቕ፡ ሎሚ ነቶም ዓሎቕትኻ ሕነቅ። ካብ ማእገር ሓድነትካ ዝቡርቆቕ፡ ኣብ እምነት መትከል ፍትሒ ዕዮኻ ኣሚንካ፡ ንያት ሰማእታትካ ሰንቕ። ንዘይዓርብ ንያትካን፡ ነባሪ ጅግንነትካን፡ ንጽባሕ ዘይኮነ ንሎሚ ተጠቐመሉ! መኸተኻ፡ ንሎሚ ዘይኮነ ንሕጂ ዕየየሉ! ንድሕነትካን፡ ውሕስነትካን ሉኡላዊት ሃገርካን፡ ኣብ እንግድዓ ጸላእትኻ ሕጂ ዳግማይ ነባሪ ድንክል ትኸለሉ ህዝቢ ኤርትራ!! ብ ግዱሳት ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት፡ ሰላም ከመይ […]
Continue Reading