Tag Archives: Geneva Gemonstration

ተለዓል ተበገስ! ተጻብኦ ንምዂናን፡ መኸተና ብሓይልና ይሕነን!

Eritreans-demo-geneva
ኣነ ተበጊሰ ኣለኹ፣ ንስኻ፡ ንስኺን ንስኹምን ከ? ኣነ’ዕወት! ኣነ’ብገስ! ኩሉ ድሕሪ ሃገር ኢልካ ምንቃል ሎሚ’ዩ ግዚኡ!

ብርዕና ዜናን ሓበሬታን (ስቶክሆልም)

ውድብ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ፡ ካብ ውልድኡ፡ ”ሓፋሽ ይንቃሕ! ይወደብ! ይተዓጠቕ!” ዝብል ጭርሕኡ ኣብ ህዝቢ ብምስራጽ፡ ዓወታት ቃልሲ ኣብ ምቅልጣፍ ከም ዝቐሰቦ ታሪኽ ዝምስክሮ ሓቂ እዩ። እዘን ጭርሖታት፡ ኣብ ዝሓለፉ ናይ ናጽነት ዓመታት ዘጓነፉ ተጻብኦታት ኣብ ምምካት’ውን፡ ሓያል ድርዕን ዕጥቂ መኸተ ኮይነን ቅስሚ ጸላእቲ ዝሰበራን ንዕንደራ ዝቐርሰማን፡ ልዓት ኤርትራውነት እየን። ከም ወትሩ፡ ኩሎም ተጻብኦታትን ዘወርቶምን ከደምቶምን ክሳብ ዚሰዓሩ ድማ፡ ኣብ ኤርትራዊ ሃገራውነት ዝተሓትማ መቃለሲ ኮይነን ከገልግላ እየን። Continue reading ተለዓል ተበገስ! ተጻብኦ ንምዂናን፡ መኸተና ብሓይልና ይሕነን!