ዝብእ`ሲ ስጋ ኣሎ እንተበሉዎ፡ ኣበይ ከይበለ ጐየየ!
ብ መትከል ኣስመሮም፣ ኣብዚ ቅነ’ዚ ኣብ ኢትዮጵያ ተፈጢሩ ብዘሎ ውጡር ውሽጣዊ ፖለቲካዊ ኵነታት ተሓኒቑ፡ ኣብ ኣስጋኢ ደረጃ ዝርከብ፤ ንማለቱ ቀዳማይ ሚኒስተር፡ ግን ብወያነ ዝዝወር ሃይለማርያም ደሳለኝ፥ ካብቲ መፈንጠራ ያኢ መውጽኢ እንተኾኖ ኢሉ ብዘይሕፍረት፤ “መንግስቲ ኤርትራ ክንኣልዮ ኢና!” ኪብል ብብድዐ ፈኪሩ’ሎ። ኵሎም ቅድሚኡ ዝነበሩ ዝሞቱን ዝሃደሙን መራሕቲ ኢትዮጵያ ኣብ ግዜ ውድቀቶም ዝብልዎ ስለዝዀነ ከኣ፡ ኣመሎም’ዩ ኢልካ […]
Continue Reading