ህይወት ዮሃና ረዘነ ንምድሓን ንተሓባበር
ዮሃና ረዘነ ትበሃል። ጓል ዓሰርተ ትሸዓተ ዓመት’ያ፣ ዮሃና ንፍዕቲን ንእድትን ተምሃሪት’ያ። ናይ ካልኣይ ደረጃ ትምህርቲ መልቀቒ ፈተና 4 ነጥቢ ብምምጻእ ናብ ኮለጅ ማይ ነፍሒ ኣትያ። ናይ ኮምፕዩተር ኢንጅነሪግ ትምህርታ ብዕቱብ ክትካታተል ጸኒሓ By Eritrean Community in Belgium, ዮሃና ብቀጻሊ ተሓምም ስለዝነበረት። ሕክምናዊ መርመራታት ክትገብር ናይ ግድን ኔሩ። ሕማቕ ኣጋጣሚ ኮይኑ ግን ውጽኢት ዝገበረቶ ሕክምናታት ኣዝዩ […]
Continue Reading