ኤርትራ ንምጥፋእ ዝዓለመ ዘይቅየር ውጥን ኣሜሪካ
ብ ተስፋማርያም ሓጎስ፡ ከም ኩሎም ኣብ ትሕቲ መግዛእቲ ጥልያን ዝነበራ ሃገራት ድሕሪ ምዝዛም ካልኣይ ኲናት ዓለም ኤርትራ ነጻነታ ክወሃባ ይግባእ ኔሩ። እንተኾነ ኣብቲ ግዜ እቲ ዓለምና ኣብ ክልተ ተኸፊላ ብምንባራ እሞ ድማ እቲ ኤርትራ ዘላቶ ቦታ ኣዝዩ ስትራተጂካዊ ብምንባር እታ ሽዑ ርእሰ ሓያል ኮይና ዝተቐልቀለት ኣሜሪካ ንኤርትራ ነጻነታ ከይወሃባ እንታይ ደኣ ብፈደሬሽን ምስታ ኩርኩር ናታ ዝነበረት […]
Continue Reading