“ኮለጃትና ካብ ዩኒቨርሲቲ ዝፈልየን ኣሰያይማ ጥራይ’ዩ” – ፕሮፌሰር ታደሰ
ብ ሸሃብ ኣርኣያ | ንሓዳስ ኤርትራ፡ ፈጻሚ ዳይረክተር ሃገራዊ ኮሚሽን ላዕለዋይ ትምህርቲ ፕሮፌሰር ታደሰ መሓሪ፡ ብዛዕባ ኣብ ኤርትራ ዝርከባ ኮለጃት ዘምጽእኦ ዘለዋ ለውጢ፡ ብድሆታት ናይተን ትካላት ትምህርቲ ከምኡ’ውን ናይ መጻኢ ስትራተጂኤን ብዝምልከት ምስ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራን ኤረትረያ ኣልሓዲሳ ንዘካየዶ ቃለ መሕትት እንሆ፦ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብቕዓተን ክብ ንምባል ጻዕርታት ይካየድ ከም ዘሎ ይፍለጥ። እቲ ምዕባለ […]
Continue Reading