“ህ.ግ.ደ.ፍ” ሎሚ ጽባሕ እቲ ዘይንቅነቅ ሃገራዊ ሓይሊ ህዝቢ ኤርትራ እዩ! እቲ ሓቂ ንሱ ምኳኑ ኣሚንኩም እቲ ዕረ ውሓጥዎ
ብ ተኬኤ ክብሮም (ስዊዘርላንድ) ፡ ኣብ ገለ እዋን፡ ካብ ታሪክ ብኣዝዩ ዘሕፍር ስዕረት ዝተሰናበቱ ወገናት እንታይ ከምዝብሉ ክትሰምዕ ትህንጠ ኢካ። እቲ ምንታይ ንስዕረቶም እንታይ ኢሎም ኮን የመክንይሉ ብዝብል ምክኒያት። ኣብዚ እዋን ብካድረታት ወያነን ሰዓብቶምን ዝጸሓፉ ዘለዉ ጽሑፋትን ብቃላቶም ዝህብዎ ዘለዉ መግለጺታትን፡ ግደፍ ንዓና ንኤርትራውያን ሰብ እቲ ጉዳይ፡ ነቲ ናትና ዝብልዎ ህዝቦም`ውን እንተኮነ ከእምን ዘይክእል ሕልሚ […]
Continue Reading