ኣብ ብርሃን ኮይኑ ጸልማት ፈጢሩ ዝሕባእ ተጻባኢ : ካብ ዓይኒ ንስሪ ከምልጥ ተኽእሎ የብሉን!

ክብሮም ዳፍላ መን ኢዩ? መበገሲ ዕምላዓኡ ኸ እንታይ ኢዩ?   ብ ዘርኣይ ሰሎሞን፡ ተጻብኦታት ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊ ሃገራዊ ክውንንውትን፡ ሃገራዊ ሓርበኛዊ ሉኡላዊ መንነትን፡ ቀጻሊ ኢዩ ዘሎ። ሰንሰለታት ናይ`ቲ ውሽጣውን ግዳማውን ተጻብኦታት ግን፡ ንህዝብን ሃገርን ኤርትራ፡ ካብ`ቲ ክበጽሖ ዝደሊ ሽቶን ዕላማን ክዓግት ዝኽእል፡ ግዙፍ ይኹን ደቂቕ በሕየ ዝብል ረቂቕ ሓይሊ ግን፡ ተሰኒፉ ክርኽሞሽ እንተዘይኮይኑ፡ ስድሪ`ውን ትኹን […]

Continue Reading

The Lessons Gained and Impact of State Sponsored Hostile Action on YPFDJ Conference

BY DANIEL BERHANE Like all the unrelenting hostile challenges that are waged against Eritrea, the attempt to shatter the 13th YPFDJ youth gathering in the Netherlands offers great lessons for all. The changing tactics and strategies employed, the revelation of the clearer pictures of the main drivers behind the scene, and how the laws and […]

Continue Reading

“ኣንክል ቶም”

ብ በርሀ በራኺ፡ ኣንክል ቶም ዝበሃል ጸሊም ኣሜሪካዊ ብግዜ ባርነት በቶም ጸዓዱ ክፍቶ ኢሉ፥ ነቶም ጸለምቲ ኣሕዋቱ ናብቶም ጸዓዱ ቀሪቡ ብሕቡእ ዝሕሱ ዝነበረ ጸሊም’ዩ። ሎሚ ውን ኣብ መንጎና ቀንዲ’ኳ ድኣ ኣብ ሆላንድ ከም ኣንክል ቶም ኮይኖም ኣብ ኣባላት ሕብረት ኤውሮጳ ቀሪቦም ኣንጻር ኣሕዋቶም ኤርትራውያን ዝሕስዉ ሰባት ኣለዉና። ነቶም ንኤርትራ ካብ ናይ ደገ ተጻብኦ ዝከላኸሉላ ዘለዉ […]

Continue Reading