Tag Archives: Holland

ኣብ ብርሃን ኮይኑ ጸልማት ፈጢሩ ዝሕባእ ተጻባኢ : ካብ ዓይኒ ንስሪ ከምልጥ ተኽእሎ የብሉን!

ክብሮም ዳፍላ መን ኢዩ? መበገሲ ዕምላዓኡ ኸ እንታይ ኢዩ?

ዘርኣይ ሰሎሞን

ጻብኦታት ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊ ሃገራዊ ክውንንውትን፡ ሃገራዊ ሓርበኛዊ ሉኡላዊ መንነትን፡ ቀጻሊ ኢዩ ዘሎ። ሰንሰለታት ናይ`ቲ ውሽጣውን ግዳማውን ተጻብኦታት ግን፡ ንህዝብን ሃገርን ኤርትራ፡ ካብ`ቲ ክበጽሖ ዝደሊ ሽቶን ዕላማን ክዓግት ዝኽእል፡ ግዙፍ ይኹን ደቂቕ በሕየ ዝብል ረቂቕ ሓይሊ ግን፡ ተሰኒፉ ክርኽሞሽ እንተዘይኮይኑ፡ ስድሪ`ውን ትኹን ነቲ ኤርትራዊ ሃገራዊ ሓርበኛነት ከዳኽምሲ ይትረፍ፡ ካብ ምረሻ ጉዕዞኡ ከሰናኽል ዝኽእል፡ ናይ ቀረባ ይኹን ናይ ርሑቕ ሓይሊ፡ ነቲ ዛጊት ኪኖ ምብርካኽ ከጋጥሞ ዝኽእል ዘይተርፍ ዕድል፡ ተደቢሩ ስዩም ጥራይ ኢዩ። Continue reading ኣብ ብርሃን ኮይኑ ጸልማት ፈጢሩ ዝሕባእ ተጻባኢ : ካብ ዓይኒ ንስሪ ከምልጥ ተኽእሎ የብሉን!

(Petition) We Condemn the Actions by the Mayor of Veldhoven

We Vehemently Condemn the Illegal and Immoral Actions of the Mayor of Veldhoven

We the undersigned, members of Eritrean communities in Europe and other parts of the world, vehemently condemn the illegal and immoral actions taken by Mr. Jack Mikkers, Mayor of Veldhoven, the Netherlands, to cancel the 13th European Conference of YPFDJ. Continue reading (Petition) We Condemn the Actions by the Mayor of Veldhoven

The Lessons Gained and Impact of State Sponsored Hostile Action on YPFDJ Conference

Like all the unrelenting hostile challenges that are waged against Eritrea, the attempt to shatter the 13th YPFDJ youth gathering in the Netherlands offers great opportunity in the form of gaining experience and cementing solidarity and cohesion amongst the youth.

BY DANIEL BERHANE

Like all the unrelenting hostile challenges that are waged against Eritrea, the attempt to shatter the 13th YPFDJ youth gathering in the Netherlands offers great lessons for all. The changing tactics and strategies employed, the revelation of the clearer pictures of the main drivers behind the scene, and how the laws and the much preached values of “sacrosanct European values of freedom of assembly” are practiced. Continue reading The Lessons Gained and Impact of State Sponsored Hostile Action on YPFDJ Conference

“ኣንክል ቶም”

ንሕና ድማ ባኣኹም ንሓዝን . . .

በርሀ በራኺ

ንክል ቶም ዝበሃል ጸሊም ኣሜሪካዊ ብግዜ ባርነት በቶም ጸዓዱ ክፍቶ ኢሉ፥ ነቶም ጸለምቲ ኣሕዋቱ ናብቶም ጸዓዱ ቀሪቡ ብሕቡእ ዝሕሱ ዝነበረ ጸሊም’ዩ። ሎሚ ውን ኣብ መንጎና ቀንዲ’ኳ ድኣ ኣብ ሆላንድ ከም ኣንክል ቶም ኮይኖም ኣብ ኣባላት ሕብረት ኤውሮጳ ቀሪቦም ኣንጻር ኣሕዋቶም ኤርትራውያን ዝሕስዉ ሰባት ኣለዉና። ነቶም ንኤርትራ ካብ ናይ ደገ ተጻብኦ ዝከላኸሉላ ዘለዉ መራሕቲ፥ ካብ ሰላማዊ ሓገዝ ሓሊፍና ካልእ ብዓለም ዝተወገዘ ናይ ግብረ-ሸበራ ሓገዝ ኣይንገብርን ኢና። እዞም በዓል ኣንክል ቶም ግን፥ ቅድሚ ሎሚ ውን “እዞም ኣባላት ህግደፍ ንኤርትራውያን፥ “ሕብረት ኤውሮጳ ንኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ክመልስኣ ይደልያ ኣለዋ እሞ ንዑናይ ታቓውሞና ነስምዕ ኢሎሞ ኣገዲዶም ን ስትራስ ብሩኽ ወሲዶምሞም ክብሉ ጠቊሞም። “የማነ ገብርኣብ ንኣባላት ሕብረት ኤውሮጳ ስለ ዘየንብብኦ ብትግርኛ እንዳ ጸሓፈ ይጸርፈን” እንዳበሉ ድማ ጠቊሞም። Continue reading “ኣንክል ቶም”