መግለጺ ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ብዛዕባ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ
ካብ ቅዱስ ሲኖዶስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ፡ ሰላምን ምሕረትን እግዚኣብሔር ዝፈትዎ፡ ደቂ ሰባት ዝሰምሩሉ፡ መሰረት ሓድነት ቅድስት ቤተ ክርስቲያን እዩ። ነዚ ሓድነት`ዚ ንኽዕቅብን ንድህነት ቤተ ክርስቲያን ክብልን ቅድሚ ዓሰርት ዓመት ቅድሱ ሲኖዶስ፡ በቲ ዘረኸቦ ጉድለት ንሳልሳይ ፓትርያርክ ኣቡነ አንጦንዮስ ካብ መዓርጎም ስዒሩ ካብ መንበሮም ከምዘውረዶም ይዝከር። በብእዋኑ ምእንቲ ሰላምን ምሕረትን ቤተ ክርስቲያን፡ ቅዱስ ሲኖዶስ ኮነ […]
Continue Reading