ልኡኽ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ምስ ሚኒስትሪታትን ሃገራውያን ማሕበራትን ዘትዩ
ካብ ሓዳስ ኤርትራ፡ ኣብ ኤርትራ ናይ 5 መዓልታት ዑደት ዘካይድ ዘሎ ቴክኒካዊ ልኡኽ ላዕለዋይ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ብ4 ለካቲት ምስ ሚኒስትሪታትን ሃገራውያን ማሕበራትን ኤርትራ ተራኺቡ ዘትዩ። እቲ ልኡኽ፡ ኣብ ሰለስተ ቀዳምነታት ኤርትራ፡ ማለት ፍርዳዊ ኣካላት፡ ስንኩላንን ውሕስነት ማይን ሓበሬታ ብምእካብ፡ ቴክኒካዊ ምትሕግጋዝ ንምእማም ዝዓለመ’ዩ። ኣብ መኽፈቲ ናይ’ቲ ርክብ፡ ካብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ […]
Continue Reading