World’s ‘Most Wanted’ Human Trafficker Caught

A fugitive from Eritrea, described as the “king” of human smuggling, has been arrested in Sudan in coordination with the UAE. BY RT | WORLD NEWS A notorious human trafficker convicted of smuggling thousands of people during the European migrant crisis has been arrested in an international operation led by the UAE in coordination with […]

Continue Reading

Hundreds of Ethiopian Migrants Evacuated from War-torn Yemen

By IOM, The IOM has evacuated 485 vulnerable Ethiopian migrants – 122 women, 261 men, 101 unaccompanied minors and one child- from war-torn Yemen since 19th March 2016. The voluntary repatriations, in close cooperation with the governments of Yemen, Djibouti, Ethiopia and Saudi Arabia, as well as IOM missions in the region, followed IOM’s earlier […]

Continue Reading

ክትራ ብቐትሪ ሽፍትነት ጎደቦ፡ ምስ ተሓዝለ ዝሓጽር ድንኪ (Part-V)

ብ ጉጅለ ተጸናጸንቲ እከይ ወዲታት፣ ክቡራት ተኸታተልቲ ጽሑፋትና፥ ኣብ’ዚ ናይ ሎሚ መበል 5ይ ክፋል ኢልና እነውጽኦ ዘለና ጽሑፍ፡ ብቐደም ተኸተል ክንከይድ ዝግበኣና’ዃ እንተነበረ፡ ምስ’ቲ ካብ ብዙሓት ተኸታተልቲ ጽሑፋትና ዝመጸና ዘሎ መልእኽትን ሓበሬታን ሪኢቶን ምርኩስ ብምግባር፡ ኣብ ልዕሊ ከሰተ ጠዓመ ኣኮሎም (ወጅሀይ) ዝንዛሕ ዘሎ ጸለመታትን፡ ብስርዓት ወያነ ናይ ዝተኻየደ ፈተነ ጭውያን ቅትለንትን ብምትእስሳር፡ ኣብ’ዚ ናይ ሎሚ […]

Continue Reading

ክትራ ብቐትሪ ሽፍትነት ጎደቦ፡ ምስ ተሓዝለ ዝሓጽር ድንኪ (Part-IV)

ብ ጉጅለ ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት፣ እዚ ራብዓይ ክፋል ጽሑፍና፡ መቐጸልታ ናይቶም ኣቐዲምና ዘቕረብናየን ሰለስተ ክፋላት ኮይኑ፡ ኣብዚ ጽሑፍ’ዚ ብጉዳይ ከሰተ መዓመ ኣኮሎምን (ወጅሀይ)፡ ተራ መልኣከ ሰረቐን፡ ኤልሳ ጭሩምን፡ ዮውሃንስ ማሕራይን (ጆን ማሕራይ)፡ ከምኡውን ኣብ መቐለ ዝርከቡ ብተቃወምቲ ዝፍለጡ እንታይ ከምዝመስልን፡ ነቲ ሕልኽላኻዊ ውዲት ኣሰራርሓ ተቖጻጻሪ ጉጅለ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ብምትሕብባር ስርዓት ኣዲስ ኣበባ፥ ኣብ ልዕሊ […]

Continue Reading

ክትራ ብቐትሪ ሽፍትነት ጎደቦ፡ ምስ ተሓዝለ ዝሓጽር ድንኪ (Part-III)

ብ ጉጅለ ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት፣ ኣብዚ ሳልሳይ ክፋል ጽሑፍና፡ መቐጸልታ ናይቲ ንብዙሕ ሕልኽላኻዊ ውዲት ኣሰራርሓ ተቖጻጻሪ ጉጅለ ውድብ ሕቡራት ሃገራትን፡ ምትእስሳሩ ምስ ስርዓት ኣዲስ ኣበባን፥ ዘጋጥሞ ዘሎ ብድሆታትን ብዝተጨበጠ መልክዑ ዘቕረበ ጽሑፍና መመላእታ እዩ። ደጊምና፡ ኣብ ኣቀራርባና ምናልባት ንሓደ ውልቀ-ሰብ ንከላኸል ዘለና ከምስል ይኽእል ይኸውን። ኣብ ውሽጢ ናይ’ቲ ትሕዝቶ ብጥልቀት ምስ እንኸይድ ግን፥ ንናይ ሓደ ወልቀ-ሰብ ጉዳይ […]

Continue Reading

ክትራ ብቐትሪ ሽፍትነት ጎደቦ፡ ምስ ተሓዝለ ዝሓጽር ድንኪ (Part-II)

ብ ጉጅለ ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት፣ ኣብዚ ናይ ሎሚ ካልኣይ ክፋል ጽሑፍና፡ መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ቀዳማይ ክፋል ዘቕረብናዮ ጽሑፍ ኮይኑ፡ ንሓንቲ ካብተን ኣብ ፍልሰት መንእሰያት ኤርትራ ቀንዲ ተዋሳኢት ንዝኾነት ሜሮን እስቲፋኖስን፡ ምስኣ ዝተታሓሓዙ ካልኦት ብሽም ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰል ንዝተዋፈሩ ወልቀሰባትን፡ ዝድሕስስ ይኸውን፡፡  ብተወሳኺ፡ ከምቲ ናይ ቀዳማይ ክፋል፡ ንብዙሕ ሕልኽላኻዊ ውዲት ኣሰራርሓ ተቖጻጻሪ ጉጅለ ውድብ ሕቡራት ሃገራትን፡ […]

Continue Reading

ክትራ ብቐትሪ ሽፍትነት ጎደቦ፡ ምስ ተሓዝለ ዝሓጽር ድንኪ

ብ ጉጅለ ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት፣ ኣብዚ ናይ ሎሚ ጽሑፍና፡ ንብዙሕ ሕልኽላኻዊ ውዲት ኣሰራርሓ ተቖጻጻሪ ጉጅለ ውድብ ሕቡራት ሃገራትን፡ ምትእስሳሩ ምስ ስርዓት ኣዲስ ኣበባን፥ ዘጋጥሞ ዘሎ ብድሆታትን ብዝተጨበጠ መልክዑ ዘቕርብ እዩ። ኣብ ኣቀራርባና ምናልባት ንሓደ ውልቀ-ሰብ ንከላኸል ዘለና ከምስል ይኽእል ይኸውን። ኣብ ውሽጢ ናይ’ቲ ትሕዝቶ ብጥልቀት ምስ እንኸይድ ግን፥ ንናይ ሓደ ወልቀ-ሰብ ጉዳይ ኢልና ዘይኮነ፥ እንታይ […]

Continue Reading

Sudan Brought 600 Illegal Immigrants to Trial

By TesfaNews, SUDANESE authorities have brought over 600 Sudanese and foreign illegal immigrants, including the recently rescued ones, to the Dongola Court located at the Northern regional State as part of its intensified crackdown on crime and human trafficking activities in the country. The court sentenced the Sudanese with a fine totaling SDG 400 thousand (US $50,000) […]

Continue Reading