September: A Month of Prolific Victories

By YOSEF ABRAHAM, September 1, 2016 is the 55th anniversary since the Eritrean struggle for independence began. When the peaceful political struggle for self-determination of the people of Eritrea from 1940s and 50s fell on deaf ears, September 1, 1961 was the day that opened a significant historical chapter of an armed struggle for self-determination.

Continue Reading

ብሓደ መስከረም 1961 ፡ ሰውራና ኣዊጁ ጸላኢ ክህረም

ብ ግርማይ በርሀ (ሽካጎ)፡ ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ፡ ኣብ መንጎ ገዛእቲ ክንገዝእ ኢና ክብሉን ተገዛእቲ ከኣ ኣይንግዛእን ፡ ኣሜን ኢልና ኣይንሰግድን ፡ እምቢ ብምባል ክቃወሙን ብዝማዕበለ ናይ ክልተ ኣካላት ጎንጺ ዝተጋህደ ተርእዮ እዩ ። ገዛእቲ ሓይልታት ፡ ናይ ሓፋሽ ህዝቢ እምቢይታ ንምዕጋት “እንቢ ያለ ሰው ጥይት ኣጉርሶው” ብምባል ፡ መሰለይ ንዝበለ ህዝቢ ብምቅንጻል […]

Continue Reading