VOA:ኤርትራ ናይ ኢጋድ ኣባልነታ: ብዝኾነ ኣካል ክግታእ ኣይኽእልን ኢሎም ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም (AUDIO)
VOA Tigrinya Proram, ኣብ ቻርተር ኢጋድ ዝተጠቅሳ ክልተ ዓንቀፃት ኣባልነቱ ንዝሰረዘን ንሓዳስ ኣባልን ዝምልከት’ምበር ንኣባልነታ ብድልየታ ዘቓረፀት ኤርትራ ኣይምልከትን ኢሎም ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም። ንሶም ወሲኾም ዋና ፀሃፊ ኢጋድ ማሕቡብ ማዓሊም ናብ ምንስቲር ወፃኢ ኤርትራ ኣብ ዝላኣኾ ደብዳቤ ንኤርትራ ዝወሰደቶ ስጉምቲ ተባዕ ስጉምቲ ብምባል ከምዝናኣደን፣ ኣብ ኢጋድ ወካሊ ኤርትራ መን ከምዝኾነ ዝሓተተን ኣብ ቀፀልቲ እኼባታት ኢጋድ […]
Continue Reading