ዕዳ ኢትዮጵያ ይኹመር፡ ሸርፊ ወጻኢን ኣለቓሕን ከምዛ ሽታ ማይ
ብ ተስፋኒውስ፡ መንግስቲ ኢትዮጲያ፡ እቲ ካብ ናይ ገንዘብ ማእከናት ዓለም፡ ብፍላይ ድማ ካብ ባንክ ዓለምን IMFን ፡ ከምኡውን ካብ ዝተፈላለዩ ናይ ፊናንሳዊ ትካላትን ባንክታትን ዝተለቅሖ ገንዘብ ልዕሊ 20 ቢሊዮን ዶላር ብምብጽሑ ፡ ነቲ ዕዳ ናይ ምኽፋል ዓቕሙ ኣብ ምልክት ሕቶ ስለዝኣተወን ፡ ተወሳኺ ለቓሕ ዝሕቡ ትካላትውን ስለዘይተረኽቡ ፡ ኣብታ ሃገር ኣብ ፈቐዶ ከባቢታት ተጀሚሮም ዘይተወደኡ […]
Continue Reading