ስርዓት ወያነን ኣሳሰይቶምን ሕጂኸ ናበይ

ብ ሕድሩ ዑቕባትንሳኤ: እታ ኩሉ ጠማቲኣ ዝኾነት ውቅብቲ ኣፍሪቃዊት ኤርትራ ፡ ድሮ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ ብዙሕ ማሕለኻታት እዩ ተጻዊዱላ፡፡ ህዝቢ ኤርትራ ዘሕለፎ ናይ ሰላሳ ዓመታት መሪር መስዋእቲ ፡ ሳላ እቶም ኣብ ከርሳ ሰፊሮም ዘለዎ ጀጋኑ ሰማእታት ፡ ካብ መግዛእታዊ ኣርዑት ተገላጊሉ ምስታ ግሎባዊት ዓለምና ክጽንበር ኪኢሉ፡፡ ህዝቢ ኤርትራ ንኹሉ ጸገማት መግዛእቲ በዲሁ ነታ ተወሊዱ ዝዓበየላን […]

Continue Reading

ዓድኻን ኣዴኻን መተካእታ የብለንን

ብ ተስፋማርያም ሓጎስ፡ ዝኾነ ፍጡር ሓንቲ ኣደ እያ ዘላቶ ። ኣደ ንውሉዳ ኣብ ማህጸና ተከናኺና ክሳብ ዕለት ትውልዱ ትከናኸኖ ብሰላም ካብ ማህጸና ወጺኡ ኣብ ሑቝፋ ጌራ ብጡባ እናዓንገለት ከተዕብዮ ከኣ ትምነ እሞ ምስ ተወልደ ነቲ ዘጓነፋ ጻዕርን ቃንዛን ኣብ ካልኢት ዘይትመልእ ግዜ ናብ ሰሓቕን ታሕጓስን ቀይራ ኣብ ኣፍ ልባ ሕቝፍ ተብሎ። ኣብ ዓለም ክሳብ ዘላ […]

Continue Reading

ንሕናን መሬትናን

ብ ተስፋማርያም ሓጎስ፡ ኣብዛ እንነብረላ ፕላኔት ሸውዓተ ኣህጉር ኣለዋ። ኣብ ነፍሲ ወከፍ ኣህጉር ዘለዉ ናይ ገዛ ይኹኑ ናይ በረኻ እንስሳታት ኣለዉ። ከም ኣብነት ኣብ ደቡብ ኣሜርካ ኣግማልን ኣብ ኣፍሪቃን እስያን ዘለዋ ብቕርጸን ይኹን ብእቃውመአን በበይነን እየን እዜን ነናተን ዝነብራሉ ከባቢ ( Habitat) ኣንበሳ ኣብ ኣፍሪቃ፡ ነብሪ ኣብ እስያ ካንጋሮ ኣብ ኣውስትራልያ ከም ኣብነት ክንወስድ ንኽእል። […]

Continue Reading

ERITREA: No Weapon Can Defeat a People Decided to be Free

By Sophia Tesfamariam, ERITREA’S Independence came in 1991 when the Eritrean People’s Liberation Front’s (EPLF) army rolled into Asmara, the Eritrean capital, ending the 30-yr armed struggle for independence. Eritrea’s independence was accepted by the US led international community with great reluctance, and for the last 24 years, there have been several attempts to thwart […]

Continue Reading

The Eritrean Narrative is Pure, Earned and Priceless

By Amanuel Biedemariam, ERITREA possesses a unique narrative cultivated over decades paid-for with dear life of thousands of Eritreans. Eritrea is, in a way, lucky to have gone through a tough struggle that paved ways for narratives that clearly define and distinguish her apart from the rest. These narratives, based on principles, values and hard […]

Continue Reading