ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣብ ጉዳይ ቅዋም ኤርትራ
ብ ተስፋኒውስ፡ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ፡ ብምኽንያት እንኣትዎ ዘሎና ሓድሽ ዓመት 2015 ኣብ ዘቤታዊ ጉዳያት ዘተኮረ ቃለ-መሕትት ምስ መራኸቢ ብዙሓን ሀገርና ኣካይዱ ኔሩ። ኣብቲ ብኤሪ-ቲቪን ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራን ብቐጥታ ዝተፈነወ ቃለ መሕትት ፡ ፕረዚደንት ኢሳያስ ንጉዳይ ቅዋም ኣመልኪቱ ንዝሓቦ መግለጺ ካብዚ ቀጺልና ከምዘለዎ ክነቅርቦ ኢና።
Continue Reading