ንመሰል ብመተከልን ብቅንዕናን ምግጣም
ብ በርሀ ብራኺ፡ ኣብ ናይ ሎሚ ዓለምና ዝርኣያ ዘለዋ ሃገራትን መንግስታትን ሓደ ሓደ እዋን ምእንቲ ግዝያዊ ረብሓን ክብላ ካብ መትክለን ካብ ቅዋመንን ውጽእ ኢለን ምእንቲ ግዝያዊ ረብሓ ኢለን ክሳብ ምስ ግብረ ሸበራ ዝኾኑ ጉጅለታት ክሰርሓ ንርእየን ኣለና። ተጋራጫዊ ነገራት። መግስቲ ኤርትራ ግን ምእንቲ ግዝያዊ ረብሓ ክብል ምስ’ዞም ቢብልዮናት ዶላራት ዝንቀሳቐሱ ግብረሸበራ ወገናት ኣብ ልዝብ ኣይ […]
Continue Reading