AUDIO: ኤርትራ ካብ እስራአል ብኣስገዳድ ዝጥረዙ ኣይቅበልን ትብል – VOA
Amb. Tesfamariam VOA Tigrigna Service ኣብ እስራአል ኣምባሳዶር ኤርትራ ተስፋማርያም ተኸስተ፡ ምስ ጋዘጠኛ ተወልደ ወልደገብሬል ኣብ ዝገበሮ ቃለ-መጠይቕ፡ ኣብ 2006 ዶብ ግብጽን-እስራአልኝ ክኸፍትዎ ኸለዉ፡ ግደፉ፡ ንመንእሰያትና ዕድመ ኢኹም ትገብሩሎም ዘለኹም፡ ዶብኩም ዕጸዉ ኢልናዮም ኔርና ኢሉ። ኣተሓሒዙ ሕጂ ቁጽሪ ስደኛታት ምስበዝሐ፡ ብዙሓት ድማ ስሩዕ ናብርኦም ክመርሑ ምስ ጀመሩ፡ብሓይሊ ክነውጽኦምሞ ተቐበሉና ምባል ትርጉም ዝህብ ኣይኮነን ኢሉ።
Continue Reading