ጀብሃ ካብ “ብሻእብያ ዝመጽእ ናጽነት መግዛእቲ ይሓይሽ” እንዳበለት ተሳኢራ ካብ ሜዳ ኤርትራ ምስወጸት

እናሓደራ ዝጫጭሓ ጉጅለታት ተቓወምቲ ኤርትራ

ብ ተኽሎም ንርኣዮ፥ እዞም “ተቓወምቲ ኢና” ዝብሉ ዘለው ወገናት፣ ካበይ ዝመጹ ኢዮም? እንታይ ስለዝኾኑ እዮም ዝቃወሙ ዘለው? ንዝብል ሕቶ እምበኣር፣ እዚ ኣብ ታሕቲ ዝዘርዘርክዎ ድሕረ-ባይታኦም ጽቡቕ ገይሩ ዝምልሶ ኢዩ። ኣመጻጽኣ ናይተን ዘቘምወን ኣብ ፖለቲካዊ ንግዲ ዝነጥፋ ዘለዋ ጉጅለታት ክትጸውየሉ እንተፈተንካ መትሓዚ የብሉን። ደቂቕ ዝርዝራቱ ገዲፍና ግን ንምጥቕላል እምበኣር ሕስረት ናይዞም ሰባት እዚኣቶም ዓስቢ ሕሉፍን ሕማቕን […]

Continue Reading