እዛ ሎሚ ናይዞም ደናቑር ዝኾነት ህ.ወ.ሓ.ት ሞታ ከምዝኣወጀት ትቑፀሮ!

ብ ወዲ ኣበይቲ፡ ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓዲ፣ ኣብ ውሽጢ ሓንቲ ፅላል ኮይንካ እከለ ናብዚ ከደ፣ እከለ ናብቲ መፀ ምባል ብዙሕ ዘተሓሳስብ ኣይነበረን፡፡ ኣብ ሓደ ከባቢ ዘሎ ሃፍቲ ተፈጥሮ ብኣውሩኡ ኣብቲ ከባቢ ዘሎ ህዝቢ ክሳብ ዝተጠቐመሉ ናብዚ ተጠረረ ናብቲ ኣጀንዳ ክኸውን ኣይነበሮን፡፡ ይኹን እምበር እዚኣ ኢትዮጵያ ኢያ፡ ኣብ ሓሸዋ ዝተሃነፀት ጎጆና ኢትዮጵያ፡፡ ኣብዚ ዘለናዮ ነባራዊ ኹነታት […]

Continue Reading