ዕደላ መሬት ጤሳ ዞባ ማእከል ዳግም ክጅመር እዩ
ብ ኣገልግሎት ዜና ኤርትራ፡ ኣብ ርሑቕ ገጠራት ዞባ ማእከል ብሰንኪ ዘይሓላፍነታዊ ኣጠቓቕማን ዘይሕጋዊ መሸጣን ኣቋሪጹ ዝጸንሐ ምዕዳል መሬት ጤሳ፡ ብመለክዒታት ኣጠቓቕማኡን ከባብያዊ ጽልዋኡን ተመምዩ ዳግም ክጅመር ምዃኑ፡ ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል ምስ ወከልቲ ህዝቢ ንኡስ ዞባ በሪኽ ኣብ ዝገበሮ ርክብ ሓቢሩ። ሜጀር ጀነራል ሮሞዳን ዑስማን ኣውልያይ፡ ኣብ ዕላማ ኣዋጅ መሬት ብዝጸንሐ ትሑት መረዳእታ፡ ኣብ ገለ ከባቢታት […]
Continue Reading