ሰማእታትና ይደሃዩናለዉ ካብ ጻት ንጻት ዓለም ይስማዕ ኣሎ !
ብ ተስፋማርያም ሓጎስ፡ ህዝቢ ኤርትራ እታ ብፈጣሪ ዝተዓደለቶ ነጻነቱ ብሓያላን ምስ ተመንዝዐ ብረት ኣልዒሉ ክቡር ደሙ ኣፍሲሱ ከምጻኣ ተገዲዱ ። እወ ዕጥቃዊ ቃልሱ ንምጅማር በረኻ ናብ ገድሊ ወፊሩ ። ገድሊ ብጥሙይ ከብድኻ ብንቑጽ ጎሮርኻ ብዕሩቕ ዝባንካ ህሮርማ ጸሓይን ቀዝሕን እናተበራረዩ ዓጽመ ስጋኻ ዝበልዑኻ ገደል መነባብሮ እተሕልፈሉ እዩ ። ምስኡ ሽሾ ሰራዊት ምስ ማእለያ ዘይብሉ ካብ […]
Continue Reading