Assenna and Awate: Are they Disseminating Intelligence or Gossip Based Propaganda?

ወብሳይታት ኣሰናን ዓዋተን: ንሃገረ ኤርትራ ዝጎድእ ንጸላእቲ ኤርትራ ዘገልግል ሓበሬታታት ኣብ ምእካብ ዲዮም ተዋፊሮም ዘለው ወይስ ዜናታት ኣብ ምዝርጋሕ? By Tsegezab Gebregergis, መቕድም ከም ልምዲ ኣብ ኢንተርነት ኣትየ ሃሰስ ምስ በልኩ ኣብቲ ብኣቶ ኣማኒኤል ኢያሱ ዝመሓደር ወብሳይት ኣሰናን: ብኣቶ ሳልሕ ቓዲ ዝመሓደር ወብሳይት ዓዋተን ሓደ ዘገርም ግን ከኣ ንሃገር ናብ ግዳም ዘሳጥሕ ጽሑፍ ኣንቢበ፣፣ ቅድሚ ናብ’ቲ ብኽልተ […]

Continue Reading