ወያነ ፡ ህድማ ካብ ቁም ነገር ፡ ምሕባእ ኣብ ጓል ነገር

ብ ተወልደ ብእምነት፡ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ቕንያት፡ ሰለስተ ኣብረርቲ MI-35 ዝዓይነታ ሆሊኮፕተር  ኵናት ሒዞም ፡ ካብ መደበር ሓይሊ ኣየር ድሬዳዋ፡ ንታዓሊም ምስ ተንቀሳቐሱ ብኡ ኣቢሎም ከም እተሰወሩ፡ ሃለዋት ከም ዘጥፍኡ፡ ስርዓት ወያነ ብማዕከናት ዜናኡ ኣቃሊሕዎ ከብቅዕ፤ ጽንሕ ኢሉ ኸኣ …  “ኣብ ስሩዕ ልምምዳዊ በረራ እንከለዉ መንግስቲ ኤርትራ ብስኣገዳድ ጨውዩዎም” ክብል ከሲሱ፡፡ ሓንቲ ካብ’ተን በቲ ጭፍራ እትምወል […]

Continue Reading

Ethiopians Urged Kenya to Ensure Safety and Security of Defecting Pilots

By Concerned Ethiopians, THE Ethiopian government has been plagued by several defections of high profile Ethiopian Air Force members and government officials. The latest defection of airmen took place three days ago when four senior Ethiopian Air Force pilots abandon the regime from their base in Dire Dawa, in eastern Ethiopia, to Kenya. This was […]

Continue Reading

ሕሹኽሹኽ ናይዚ ሰሙን`ዚ

ብ ተስፋኒውስ (ትርጉም)፡ ካብ ድሬዳዋ ተበጊሶም ኣብ ገማግም ባህሪ ኤርትራ ዝዓለቡ MI-35 ዝኣይነተ ናይ ኢትዮጲያ ሄሊኮፕተራት ጉዳይ ንወያኔ ርዕሲ ሕማም ኮይነንኦ ቀንየን። መንነት ናይቶ ነተን ሄሊኮፕተራት ሒዞም ዝኣተዉ ኣባላት ሓይሊ አየር ኢትዮጲያ ፡ ኣብ ልዕሊ እቲ ስርዓት ዘለዎም ተቓውሞ እንታይ ምዃኑውን ገና ኣይተፈልጠን። ምስኡ ብዝተሓሓዘ ፡ ሓይሊ አየር ኢትዮጲያ ፡ ካብ ዝኾነ ግዜ ብዝኸፈአ መልክኡ […]

Continue Reading

ሓይል አየር ኢትዮጲያ ይሕመስ ኣሎ

ብ ተስፋኒውስ ፡ ኣባላት ሓይሊ አየር ኢትዮጲያ ዝነበሩ ሻምበል ሳሙኤል ግደይ፡ መቶ ኣለቃ ቢልልኝ ደሳለኝ ከምኡውን ናይ በረራ ቴክኒሻን ጸጋ ብርሃን ግደይን ፡ ኣብዚ ቅንያት`ዚ ነቲ ሒዞምዎ ዝጸንሑ ሄሊኮፕተር ጠዊዮም ናብ ኤርትራ ድሕሪ ምእታው ፡ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጲያ ኣብ ኣዚዩ ጽዑቕ ኣኼባታትን ግምገማን ተሸሚሙ ከምዝርከብ ምንጭታት ካብ አዲስ አበባ ንመደብር ቴሌቭዥን ኢሳት ሓቢሮም ። ሽሕ`እኳ ምጥፋእ […]

Continue Reading

Examining Ethiopia: Bahir Dar, Defections and Indonesia

By Fikrejesus Amahazion, AS 2014 draws to a close, the recent defection of several high-level Ethiopian military personnel [1], and the Ethiopian government’s bloody crackdown on protests in Bahir Dar [2] highlight serious questions about Ethiopia’s tense internal socio-political situation and the West’s ongoing support for Ethiopia’s repressive government. Late last week, in Bahir Dar, […]

Continue Reading