ኲናት ምእንቲ ነዳዲ
ብ ተስፋማርያም ሓጎስ፡ ዓለምና ሎሚ ኣብ ኣዝዩ ኣዕናዊ ኲናት ተሸሚማ ትርከብ ኣላ። እዚ ኲናት እዚ ጠንቁ እንታይ እዩ ? በዓል መን ካብኡ ይረብሑ? በዓል መንከ ይህሰዩን ግዳይ ይኾኑን ክንፈልጦ ዘለና ነገር እዩ ። እታ ድሕሪ ካልኣይ ኲናት ዓለም ርእሰ ሓያል ዓለምና ኮይና ዝተቐልቀለት ኣሜሪካ ንዓለምናን ኣብ ከርሳ ሓቝፋቶ ዘላ ባህርያዊ ጸጋታት ንምግባት ብምህንጣይን ኣብተን ባህርያዊ […]
Continue Reading