ግቡእ ሃገራዊ ኣገልግሎት ናብቲ ንቡር 18 ኣዋርሕ ክምልስ ምዃኑ ተገሊጹ

ብ ፈነዉ ሬድዮ ኣዳል፣ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብ ዝተፈልላየ ሃገራት ዓለምና ከም ናይ ዜጋታት ግቡእ ዘይትረፍ ዕዮ ገዛ ኮይኑ ዝሰራሓሉ ግቡእ ዜጋታት ሃገራት እዃ እንተኮነ ፣ ኣብ ሃገረና ኤርትራ ፍሉይ ዝገብሮ ነገር እንተሎ ፣ መንእሰያት ኤርትራ ግን ንስለ ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝወፍርሉ ዘይኮነስ፣ ሕደረ ሰማእታታ ንምትግባር ፣ መብጽዓ ዝእተዉሉ፣ ሃገር ዝውሕሰሉን ዝሃነጽሉን ግቡእ ናይ 18 ኣዋርሕ ረዚን […]

Continue Reading