Bologna 40: A Response to Keleta Kidane’s “ኣብ ቦለኛ ወይ ንሶም ወይ ንሕና” Rant
ቲም ናይ ከበሮ፡ ጨርባሕባሕ ናይ ክራር ኣብ ሃገረ ጥልያን የለን ድዩ? ኣብ ሃገረ ጥልያን፡ ዋላውን ኣብ ኣውሮጳ፡ ብተቓወምቲ ይኹን ብሃገራውያን፡ እንተ ብፖለቲካዊ መደብ፡ እንተ ብመርዓ፡ እንተ ብጥምቀት ጓይላታት ከምዘይተገብረሲ፡ ሕጂ ንሬሳታት ላምፓዱሳ ኣመኽኒኻ፡ ኣብ ሀገረ ጥልያን ውራይ፡ ጓይላ፡ ፌስቲቫል ኣይትግበሩ ኢኹም ዝብል ነጋሪ ንሰምዕ ኣለና። ጓይላ እንተጌርኩም ብበትሪ ክንትርትረኩም፡ ብካራሩ ክንዝልዝለኩም ኢና ዝብል’ውን ፈኸራን ምፍርራህ’ውን […]
Continue Reading