ቻይና፡ ደቀንስትዮ ኤርትራውያን ኣትሌታት ዓወታት ይጭብጣ

ብ ጀማል መሓመድ ኣማን፡ ኤርትራውያን ኣትሌታት ናዝሬት ወልዱን ራሕማ መሓመድን ኣብ ቻይና፡ ከተማ ዙጂ – ሻንጋይ ብ21 ሕዳር ኣብ ዘካየድኦ ውድድር ፍርቂ ማራቶን፡ ቀዳመይትን ራብዐይትን ብምውጻእ ደሚቐን ከምዝወዓላ ኣሰልጣኒኤን ኣቶ ሊቪንግስቶን ኣብርሃም፡ ገሊጹ። ብመሰረት’ቲ ኣሰልጣኒ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሻምፕዮን ኣትለቲክስ ዓለም፡ ንፈለማ ግዜኣ ኣብ ናይ 10,000 ሜተር ዝተኻፈለት ናዝሬት ወልዱ፡ ነቲ 21 ኪ.ሜተር ዝሽፍን ውድድር፡ 1 ሰዓት […]

Continue Reading