Tag Archives: Nazret Weldu

ቻይና፡ ደቀንስትዮ ኤርትራውያን ኣትሌታት ዓወታት ይጭብጣ

Nazret-Weldu China half marathon
ኤርትራውያን ኣትሌታት ናዝሬት ወልዱን ራሕማ መሓመድን ኣብ ቻይና ኣብ ዘካየድኦ ውድድር ፍርቂ ማራቶን፡ ቀዳመይትን ራብዐይትን ብምውጻእ ተዓዊተን። (Nazret Weldu Archive Photo)

ጀማል መሓመድ ኣማን

ርትራውያን ኣትሌታት ናዝሬት ወልዱን ራሕማ መሓመድን ኣብ ቻይና፡ ከተማ ዙጂ – ሻንጋይ ብ21 ሕዳር ኣብ ዘካየድኦ ውድድር ፍርቂ ማራቶን፡ ቀዳመይትን ራብዐይትን ብምውጻእ ደሚቐን ከምዝወዓላ ኣሰልጣኒኤን ኣቶ ሊቪንግስቶን ኣብርሃም፡ ገሊጹ። ብመሰረት’ቲ ኣሰልጣኒ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሻምፕዮን ኣትለቲክስ ዓለም፡ ንፈለማ ግዜኣ ኣብ ናይ 10,000 ሜተር ዝተኻፈለት ናዝሬት ወልዱ፡ ነቲ 21 ኪ.ሜተር ዝሽፍን ውድድር፡ 1 ሰዓት 13 ደቒቕ 08ን ካልኢትን ብምምዝጋብ’ያ ንዓወት በቒዓ።  Continue reading ቻይና፡ ደቀንስትዮ ኤርትራውያን ኣትሌታት ዓወታት ይጭብጣ