3ይ ዋዕላ ኣባላት ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ብዓወት ተዛዚሙ

ብ ህ.ግ.ደ.ፍ. (ሕ.መንግስታት ኣመሪካ)፡ እዚ ብልዑል ሃገራዊ ፍቕርን መንፈስን፡ ንሰለስተ ተኸታታሊ መዓልታት ክካየድ ዝቐነየ ዋዕላ፡ ካብ 29 ከተማታት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝተኣኻኸቡ፡ ኣስታት 300 ኣባላት፡ ሓለፍቲን ወከልቲን ዝተፈላለያ ሃገራውን ኮማውን ማሕበራት፡ ኣባላት ኤምባሲ ኤርትራ እተረኽብሉ ዋዕላ ኔሩ። ዋዕላ፡ ብኣሳናዳኢት ሽማግለ ናይ እንቛዕ ደሓን መጻእኩም መልእኽቲ ተዋሂቡ ምስ ተኸፍተ፡ ኣቦ መንበር ከባቢ ህግደፍ፡ ብጻይ ምሕረታኣብ ተድላ፡ […]

Continue Reading