አብ ኢትዮጵያ ሓገዝ እኽሊ ብሕጹጽ ዘድልዮም ኢትዮጵያዊያን ቁጽሮም ካብ ዝተገመቶ ንላዕሊ ከምዝወሰኸ ተገሊጹ

ካብ VOA ትግርኛ፡ ሓገዝ እኽሊ ብሕጹጽ ዘድልዮም ኢትዮጵያዊያን ቁጽሮም ካብ ዝተገመቶ ንላዕሊ ከምዝወሰኸ አብ ኢትዮጵያ አተሓባብሪ ሰብአዊ ጉዳያት ሕቡራት ሃገራት አፍሊጡ። መንግስቲ ኢትዮጵያ’ውን ሓገዝ ለገስቲ ከምዘድልዮ ገሊጹ’ሎ ነቲ ኩነታት ንምግምጋም ስሉጥ ዳሕሰስቲ ጉጅለታት ከምዝተመስረቱ ሓቢሩ’ሎ። አብቲ ዳሕሳስ ዝተሓቆፉ ገለ ክፍልታት ክልላት አፋር፡ አምሓራ፡ኦሮምያ፡ ደቡብ ብሄር ብሄረሰባት፡ክልል ሶማሌ፡ ደቡብን ደቡባዊ ምብራቅ ክሊ ትግራይን ምዃኑ ተፈሊጡ’ሎ።

Continue Reading

United Nations CERF Eritrea Funding 2006 – 2014

By UN Eritrea, ERITREA is building its own development solutions. The goal of the UN System in Eritrea is to provide quality advisory services, share best  practices and support government efforts to build capacity to address development challenges related to basic social services, capacity development, disaster risk management, food security, and gender in the context […]

Continue Reading