ስርዓት ወያነን ኣሳሰይቶምን ሕጂኸ ናበይ

ብ ሕድሩ ዑቕባትንሳኤ: እታ ኩሉ ጠማቲኣ ዝኾነት ውቅብቲ ኣፍሪቃዊት ኤርትራ ፡ ድሮ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ ብዙሕ ማሕለኻታት እዩ ተጻዊዱላ፡፡ ህዝቢ ኤርትራ ዘሕለፎ ናይ ሰላሳ ዓመታት መሪር መስዋእቲ ፡ ሳላ እቶም ኣብ ከርሳ ሰፊሮም ዘለዎ ጀጋኑ ሰማእታት ፡ ካብ መግዛእታዊ ኣርዑት ተገላጊሉ ምስታ ግሎባዊት ዓለምና ክጽንበር ኪኢሉ፡፡ ህዝቢ ኤርትራ ንኹሉ ጸገማት መግዛእቲ በዲሁ ነታ ተወሊዱ ዝዓበየላን […]

Continue Reading

“ኣንክል ቶም”

ብ በርሀ በራኺ፡ ኣንክል ቶም ዝበሃል ጸሊም ኣሜሪካዊ ብግዜ ባርነት በቶም ጸዓዱ ክፍቶ ኢሉ፥ ነቶም ጸለምቲ ኣሕዋቱ ናብቶም ጸዓዱ ቀሪቡ ብሕቡእ ዝሕሱ ዝነበረ ጸሊም’ዩ። ሎሚ ውን ኣብ መንጎና ቀንዲ’ኳ ድኣ ኣብ ሆላንድ ከም ኣንክል ቶም ኮይኖም ኣብ ኣባላት ሕብረት ኤውሮጳ ቀሪቦም ኣንጻር ኣሕዋቶም ኤርትራውያን ዝሕስዉ ሰባት ኣለዉና። ነቶም ንኤርትራ ካብ ናይ ደገ ተጻብኦ ዝከላኸሉላ ዘለዉ […]

Continue Reading

ፖለቲካን ስፖርትን ብምንታይ ይዛመዱ?

ብ ቀለታ ኪዳነ፡ ኣነኳ ሓቂ ይሓይሽ ስፖርት መባልዕተይ ኣይኰነትን። ዕድመ ትቕጽልያ ስለዝበሉኒ ግን ሎሚ ኣብ እርጋነይ ከይፈተኹ ክላለያ ጀሚረ ኣሎኹ። ይኹን እምበር ዝዀነ ይኹን እእመኖ ኣይእመኖ ብዛዕባ ሃገረይን ህዝበይን ጽቡቕ ክሰምዕ ከሎኹ ኣሕጐስ። ሕማቕ ክሰምዕ ከሎኹ ከኣ እሓዝን። በዚ ሎሚ ቕነ ኣብ ውድድር ስፖርት ማለት ዳንኤል ተኽለሃይማኖትን፡ መርሃዊ ቅዱስን አብ ቅድድም ብሽክለታ፡ ኣብ ኦሎምፒክ 2015 […]

Continue Reading

ጉዳይ ደምበ “ተጻባእቲ” ኣዲኣ ገዲፋስ ሓትኖኣ ትናፍቕ ምስዝኸውን

ብ ገብረ ፍስሓጽዮን (ሆላንድ)፡ ርድኡን ብዘይ ርድኡን መኽንያታት ኣብዚ ቅንያትዚ ፡ ኣብ ደምበ ተቃወምቲ ኢና ባሃልቲ ግና “ተጻባእቲ” ፡ ከምኡውን ብ ተደናገጽቲ ስርዓት ወያነ ከም ሓድሽ ፋሽን ኮይኑ ዘሎ ፡ ዓቐን ዘይብሉ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ምድናቕ ኢዩ። ኢትዮጵያ ማዕቢላ፡ ሓድሽ ናይ ባቡር መስመር ዘርጊሓ፥ ቑጠባኣ ብልዑል ሚእታዊ ዕብየት ኣርእዩ፥ ሮኬት ናብ ጠፈር ክትሰድድ ኢያ፥ ወ.ዘ.ተ. ብምባል ኣብ […]

Continue Reading

Why I Left the Eritrean Opposition

By Ermias G, AFTER watching the Egyptian Revolution in 2011, I naively joined the Eritrean opposition seeking a similar outcome in Eritrea. At the time, I thought the opposition was an alternative group that genuinely worked for the betterment of Eritrea and Eritreans. Unfortunately, from my experiences, it is nothing more than a dysfunctional organization that […]

Continue Reading

Constitution: Damned You Do, Damned if You Don’t

By Anonymous, LATELY, the conversations among Eritreans and the opposition camps have been changed as if they have reached into some kind of consensus for the first time in a decade. Some call it a paradigm shift in the country’s political dynamics and others questioned the wisdom behind the launching of a new constitutional process. […]

Continue Reading

Ethiopia: TPLF Factions Make Up ahead of Election

By Indian Ocean Newsletter, A former advisor to the late Prime Minister Meles Zenai and ex-member of the central committee of the Tigray People’s Liberation Front (TPLF) Bitew Belay has acted, according to our sources, as an intermediary between the two TPLF factions, the Mekelle group and the Addis Ababa group. Belay was sacked and […]

Continue Reading