ንሕናን መሬትናን
ብ ተስፋማርያም ሓጎስ፡ ኣብዛ እንነብረላ ፕላኔት ሸውዓተ ኣህጉር ኣለዋ። ኣብ ነፍሲ ወከፍ ኣህጉር ዘለዉ ናይ ገዛ ይኹኑ ናይ በረኻ እንስሳታት ኣለዉ። ከም ኣብነት ኣብ ደቡብ ኣሜርካ ኣግማልን ኣብ ኣፍሪቃን እስያን ዘለዋ ብቕርጸን ይኹን ብእቃውመአን በበይነን እየን እዜን ነናተን ዝነብራሉ ከባቢ ( Habitat) ኣንበሳ ኣብ ኣፍሪቃ፡ ነብሪ ኣብ እስያ ካንጋሮ ኣብ ኣውስትራልያ ከም ኣብነት ክንወስድ ንኽእል። […]
Continue Reading