ኣስለማኝ እቲ ቶኽላ ሳይበር
ብ ግዱሳት ሃገራውያን ካብ መኣዲ ዘተ፡ ህዝቢ ሱቕ እንተመረጸ ዝፈርሐ ዝመስሎም እንተልዮም ፡ እቲ ቕልስ! ጽጋቡ ዘይጸወረ ወጠጦ ፡ ጭሕሚ ነብሪ ይምሽጥ! ጸዋታ ዘይጸገበት ኣንጭዋ ፡ ኣፍንጫ ድሙ ትሽትት! ኢዩ ነገሩ። ወያነ ኣብ`ቲ ንዕርበት መውሓጢኡ ባዕሉ ዝጻሕተሮ ኩናት ፡ ነቶም ብከንቱ ንኽጠፍኡ ዝሰደዶም ሰራዊቱ ፡ ብሰሪ ብዝሒ ህልቀቶም ንምቕባሮም`ውን ስለ ዝለዝኣገሞ ከም ሜላ ዝተጠቕመሉ ኣገባብ […]
Continue Reading