ዕላል ዳን ኮኔል ምስ ጴጥሮስ ሰሎምንን ብርሃነ ገረዝጊሄርን

ብ ግዱሳት ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት: ሰላም ከመይ ቀኒኹም። ኣብዚ ናይ ሎሚ ጽሑፍና፡ ካብቶ ናይ ቅድሚ ሕጂ ፍልይ ብዝበለ፡ ነቲ ብመንገዲ ናይ ትማሊ ናይቲ ግሁድ ሕቡእ ጋዜጠኛ፡ ኣባል ማእከላይ ወኪል ስለያ ኣሜሪካ (ማወስ) ኮይኑ ንሰውራ ኤርትራን መንግስቲ ኤርትራን ዝስልል ዝነበረ ዳን ኮኔል፡ ኣብ ድሮ ወርሒ መስከረም፡ ኣብ ወርሓት ነሓሰ፡ ቅድሚ ምቕያድ ጉጅለ 15 ምስ ገለ ካብ […]

Continue Reading