Tag Archives: PIA Interview

ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣብ ጉዳይ ቅዋም ኤርትራ

ህይወት ናይ ነፍሲ ወከፍ ዜጋ ንምቕያር ዝሕግዝ፡ ዝዀነ ጋግ ንኸይፍጠር ዘረጋግጽ ስርዓተ መንግስቲ ክነዳሉ ኢና
ቅዋም ከም ዘየለ ኩሉ ሰብ ዝፈልጦ ሓቂ ኢዩ ። ነቲ ኣብ ህላወና፡ ሉኣላውነትና፡ ዕብየትናን ልምዓትናን ከጋጥሙና ዝጸንሑ ብድሆታት ኣልዒለ’ውን መመኻነዪ ከምጽእ ኣይደልን እየ። ብግብሪ እንተ ርኢናዮ ግና እቲ ሰነድ ከይተኣወጀ ዝሞተ እዩ። ካብ ዝሓለፈ ተመኩሮን ዝተማህርናዮ ትምህርትን ኣብ ግምት ብምእታው ፡ ህይወት ናይ ነፍሲ ወከፍ ዜጋ ንምቕያር ዝሕግዝ፡ ዝዀነ ጋግ ንኸይፍጠር ዘረጋግጽ ስርዓተ መንግስቲ ክነዳሉ ኢና። በዚ መሰረት ድማ ንዕኡ ክዓምም ዝቖመ ሓደ ኣካል ስርሑ ጀሚሩ ኣሎ።

ተስፋኒውስ

ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ፡ ብምኽንያት እንኣትዎ ዘሎና ሓድሽ ዓመት 2015 ኣብ ዘቤታዊ ጉዳያት ዘተኮረ ቃለ-መሕትት ምስ መራኸቢ ብዙሓን ሀገርና ኣካይዱ ኔሩ። ኣብቲ ብኤሪ-ቲቪን ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራን ብቐጥታ ዝተፈነወ ቃለ መሕትት ፡ ፕረዚደንት ኢሳያስ ንጉዳይ ቅዋም ኣመልኪቱ ንዝሓቦ መግለጺ ካብዚ ቀጺልና ከምዘለዎ ክነቅርቦ ኢና። Continue reading ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣብ ጉዳይ ቅዋም ኤርትራ

President Isaias’ Interview with State Television (VIDEO)

President Isaias Afwerki conducts interview with Eri-TV focusing mainly on domestic affairs in connection to the New Year.

By Shabait,

PRESIDENT Isaias Afwerki tonight conducted an interview with the national media outlets mainly focusing on domestic affairs in connection with the New Year.

In the interview that was broadcast live through Eritrean Television and Dimtsi Hafash highlighting all-round national and regional developments, as well as future prospects, the President shed light on the implementation and progress of development programs, nation-building programs set for implementation in 2015, the significance of formulating new Constitution, programs drawn up regarding the consolidation of the political process and strengthening the People’s Front, streamlining of programs to reward youths currently engaged in the national development process Continue reading President Isaias’ Interview with State Television (VIDEO)