“ምቕያር ባጤራ – ብዙሕ መኣዝናትን ዕላማታትን ዘለዎ፡ ብዙሕ ሽግራት ክፈትሕ ዝተበገሰ ጉዳይ እዩ” – ፕረዚደንት ኢሳይያስ
ካብ ሓዳስ ኤርትራ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት 2016፡ ትማልን ብቕድሚ ትማልን (23ን 22ን ጥሪ 2016)፡ ብቴለቪዥንን ሬድዮን ብቐጥታ ዝተፈነወ፡ ኣብ ኩለንተናዊ ምዕባለታት ሃገርናን፡ ንኩነታት ሃገርና ኣብ ዝጸልዉ ዞባውን ዓለማውን ምዕባለታትን ተርእዮታትን ዘተኮረ፡ ምስ ማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ሰፊሕ ቃለ – መሕትት ኣካይዱ ኣሎ። ትሕዝቶ ናይቲ ቃለ – መሕትት ካብ ሎሚ ጀሚርና ብተኸታታሊ ከነቕርቦ […]
Continue Reading