13 ላዕለዎት ሓለፍቲ ወያነን ኣዘዝቲ ሰራዊትን ኣብ ዓለምለኻዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ኹናት ክሲ ተመስሪቱሎም

ብ ተስፋ ኒውስ፡ ኣዘዝቲ ሰራዊት ዝርከቡዎም 13 ላዕለዎት ሓለፍቲ ስርዓት ወያነን፡ በቲ ኣብ ሽወደን ዝርከብ ዓለምለኻዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ኹናት ሎሚ ብወግዒ ክስ ከምዝተመስረተሎም ካብቲ ከባቢ ዝበጽሓና ዜና ይሕብር። እዞም ክሱሳት ሰብስልጣን ኢትዮጵያ፡ ብጉዳይ ጃምላዊ ቅትለት፡ ምእማጽ ደቂ ኣንስትዮን፡ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ንዜጋታት ምእሳርን ምክልባትን ብዝብሉን ካልኦት ዓይነታት ክስታት ቀሪቡሎም ብጠበቓታት ሽወደን ሎሚ ተኸሲሶም ኣለዉ። እቲ […]

Continue Reading