Tag Archives: Psychological Warfare

ኣብ ኲናት ዘይወዓለ በሊሕ (ካልኣይ ክፋል)

ዓገብ ንጉዕዙይ ኣተሓሳስባ
ዓገብ ንጉዕዙይ ኣተሓሳስባ

ግርማይ የማነ

እቲ ዝዓበየ ቁጠባዊ ብድሆ ሃገራት ዘድልየን ነገር ዘየፍርያ እንተዘይኮይነን ኩሉ ግዜ ኣብ ሸመተ (ምሽማት) እየን ዝነብራ። መሰረታዊ ቁጠባዊ ማሕንቆ ሃገራት ድማ ነዳዲ፣ እኽልን ፊኖን፣ ሽኮርን ቡንን መድሃኒትን እዩ። ሓንቲ ሃገር ነዚ መሰረታዊ ጠለባትን ካልእ ሃላኺ ነገራትን ባዕላ ዘይተፍሪ እንተድኣ ኮይና ከቢድ ናይ ወጻኢ ሸርፊ ይሓታ ብኣንጻሩ ኣፍሪኻ ንወጻኢ እትሰዶ ሰደድ እንተዘይብላ ድማ ኣብ ከቢድ ቁልውላው እያ እትነብር።

ኤርትራ ሃገርና ኣብ ድሮ ነጻነት ዝዓነወ ፋብሪካታትን ትሕተ-ቅርጽን ቁጠባን እያ ተረኪባ። ከም ኩለን ናይ ሳሕለ-ሳሃራ ሃገራት ድማ ዘየተኣማምን ዝናብ ዝርከባ ሃገር እያ። ብኡመጠን ድማ ህዝብና ናይ ኩናት በሰላ ተወሲኽዎ ተጸባይ ረዲኤት ናይ ካናዳ ስርናይ ዘቛምት እዩ ነይሩ።  Continue reading ኣብ ኲናት ዘይወዓለ በሊሕ (ካልኣይ ክፋል)

ኣብ ኲናት ዘይወዓለ በሊሕ (ቀዳማይ ክፋል)

ኣንጻር ኤርትራን ኤርትራውያንን መሳርሒ ናይ ስነ-ኣእምራዊ ኩናት ወያነ ኣተግበርቲ ብምዃን ተዓጢቆም ንዘለዉ ከም ብዓል ኣሰና፣ ኤሬና፣ ድምጺ ኤርትራ ሂሊፋክስ፥ ዓዋተ … ወዘተ ህዝቢ ክነቅሓሉ ይግባእ።

ግርማይ የማነ

ዜጋታት ብኩነታት ሃገሮምን ህዝቦምን ኢሂን ሚሂን ክብሃሃሉ ንቡርን ጽቡቅ ባህልን እዩ። እዚ ጽቡቅ ባህሊ ክጥጥዕን ክስስንን ኣብ ሓቅነትን ቅንዕናን ወድዕነትን እንተዘይተመርኩሱ ኣዕናውን ንድሕሪት ዝጎስስን እዩ። ሰውራ ኤርትራ ካብ ዝብገስ ክሳብ ሕጂ ውልቀሰባትን ጉጅለታትን ውድባትን ነዚ ሓቀኛ ባህሊ ብምጥምዛዝ ኣብ ረብሓ ውልቀሰባትን ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ንምውዓል ብቀጻሊ ፈተናታት ኣሎ። ውድብ ህዝባዊ ግንባር ነዚ ናይ ኢሂን ሚሂን ባህሊ ኣብ ሓፋሽ ህዝቢ ብምስራጽ ንህዝቡ ሓቊፉ ንመላእ ኤርትራ ሓርነት ኣልቢስዋ።

ህዝባዊ ግንባር ኣብ ግዜ ብረታዊ ቃልሲ ዝኣተዎ ማሕላ ከይረሰዐ ሕድሪ ሰማእታት ንምትግባር ክሳብ ሕጂ ደኺመ ረብሪበ ተወጽዔ ከይበለ ነዛ ሃገር ይሃንጻ ኣሎ። ምህናጽ ሃገር እሞ ድማ ከም ናይ ኤርትራ ትሕቲ ባዶ ጀሚርካ ምስ ብዙሕ ተጻብኦታትን ምስ ዓለምካ ክትደላደል ክሳብ ክንደይ ሓያል ጻዕሪ ከምዘድሊ እዚ ዝሓለፈ 24 ዓመታት ሚሂሩና እዩ።  Continue reading ኣብ ኲናት ዘይወዓለ በሊሕ (ቀዳማይ ክፋል)

Media Forum Conducted at Eritrean Embassy in London

New Eritrean envoy to United Kingdom and Ireland, Ambassador Estifanos Habtemariam (L) at the London Media Forum together with Mr.Saleh Abdella 1st Secretary of the Embassy

By Embassy Media,

A MEDIA Forum has been held on Saturday (20th) at the Information and Communication Office of the Embassy of the State of Eritrea in London, UK.

The forum attracts the participation of Embassy staffs, Heads of National Organisation such as PFDJ, NUEW, YPFDJ, ERIPN, ESMT, EMWG and SMUK; Social Media, and Lobby Group including Heads of Zoba.  Continue reading Media Forum Conducted at Eritrean Embassy in London

Lies About Eritrea: ‘Tiny’

The Endless Lies About Eritrea should Come to a Complete Stop!

We Eritreans must thwart all false portrayals of our country by the main stream media

By Red Sea Fisher,

The Lie: In relation to most nations, Eritrea is relatively small.

The Truth: According to the CIA Factbook, Eritrea is the 101st largest country in the world, making it larger than about 60% of all countries on the planet. Eritrea’s area is larger than that of Israel, South Korea, Austria and Denmark. However, unlike these nations, Eritrea is often called “tiny” in a high proportion of articles written about it.

Additionally, as the quotes below illustrate, the tiny label is never found in a vacuum and is always accompanied by other negative misrepresentations (e.g. “Eritrea’s not known for much except good coffee“). Continue reading Lies About Eritrea: ‘Tiny’