ቃለ-መጠይቕ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ድሕሪ ቀዳማይ ዋዕላ ስዑዲ- ዓረብን ኣፍሪቃን
ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ርያድ ኣብ ዝተቓንዐ ቀዳማይ ዋዕላ ስዑዲ- ዓረብን ኣፍሪቃን ኣብ ዝተሳተፈሉ፡ ምስ ወራስ ዓራት ንግስነት ስዑዲ ዓረብን ካልኦት ላዕለዎት ሰበስልጣን ስዑዲን ምስ ሓያሎ መራሕቲ ኣፍሪቃን ርክባት ኣካይዱ ነይሩ። ብዛዕባ’ቲ ዋዕላን ዝነበረ ርክባትን ብዝምልከት ወኪል ሚኒስትሪ ዜና ብ13 ሕዳር ኣብ ሪያድ ብቋንቋ ዓረብ ዘካየዶ ቃለ-መጠይቕ፡ ብትግርኛ ተተርጒሙ ኣሎ። ኣብዚ […]
Continue Reading