ማይ ከም ዝዓሞኽናሲ፡ ወይጦታት ደብረዘይትን ኣዋሳን ባንዴራ ኢትዮጲያ ከንበልብላ ጀሚረን?
ካብ መስከረም ዶት ኔት፡ ኣይተ ሃይለማርያም ደሳለኝ፡ ንሃገረ ኤርትራ ወሪርና ነመንግስቲ ኤርትራ ካብ ስልጣን ክንኣልዮ ኢና ዝብል ዘረባ ምስ ኣስመዔ፡ ወይጦታት ደብረዘይትን ኣዋሳን ባንዴራ ኢትዮጲያ ከንበልብሉ ጀሚሮም ኣለዉ፡ ምግቡዕባዕ መንግስቲ ኢትዮጲያ፡ ነቶም ኣብ ቀሚሽ ለውጢ ተኸዊሎም ዝነበሩ ከዳዓት ኣብ ቃልዕ ክውጽኦም ክኢሉ ኣሎ። እዞም ወይጦታት፡ ኣብ ልዕሊ ሃገርን ህዝብን ኤርትራ ድሮ ኩናት ጀሚሮም ስለ ዘለዉ፡ […]
Continue Reading