Revisiting the Last Chapter of the Ethiopian Navy (1955 – 1990)

From ‘ዛዛሚ ምዕራፍ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጽያ’, ሰበ-ስልጣንን ኣዘዝትን ሰራዊት ደርግ ነበር፡ ኣብ ኤርትራ ንዝወረዶም ሰፍ ዘይብል ሰባውን ንዋታውን ክሳራታት፡ ብዓቢኡ ኸኣ ታሪኻዊ ስዕረት ዝምልከት ዕረ እናጠዓሞም ክእመንሉን ብመልክዕ መጽሓፍ ከስፍርዎን ይርኣዩ ኢዮም። “ገማግም ባሕርን ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጽያን” ዘርእስታ መጽሓፍ፡ ብናይ ቀደም ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጽያ ነበር ዝተጻሕፈት ኢያ። ኣብ 2006 ኣቢላ ዝተጻሕፈትን 762 ገጻት ዘለዋን […]

Continue Reading