ስለያዊ መርበብ ኤርትራ፡ ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ ኣዘዝቲ ኢትዮጲያ ጽልዋ ይፈጥር ከምዘሎ ሰበ ስልጣን ኢትዮጲያ ተኣሚኖም

ብ ተስፋ ኒውስ፡ ብመንግስቲ ኤርትራ እንዳተኸፈሎም ስለያዊ ስርሓት ነነዊሕ እዋን ፈጺሞም ናይ ዝተባህሉን፡ ጉዳዮም ኣብ ዕጹው ቤት ፍርዲ ክርአ ናይ ዝጸንሐ 5ተ ማእከሎትን ታሕተዎትን ወተሃደራዊ ኣባላት ኢትዮጲያ፡ ድሕሪ ምእሳር ዋና ጸሓፊ ናይ ግንቦት 7ተ ውድብ ዝነበረ ኣቶ ኣንዳርጋቸው ጽጌ፡ ብትእዛዝ መንግስቲ ጠጠው ክብል ከምዝተወሰነ፡ ኢሳት ንዝረኸቦ ሚስጥራዊ ሰነድ ምርኩዝ ብምግባር ትማሊ ኣብ ዘውጾ ሓበሬታ ገሊጹ። እዚ […]

Continue Reading