ሰላም ምስ ህዝቢ ኤርትራ መተካእታ ዘይብሉ ሕርያ!
“ካብ ሕጂ ንድሓር፡ ማእዝኑ ዝሰሓተ ስብከት፡ ህድማ ንቕድሚት ንህዝቢ ትግራይ ዘርብሕ ኣይኮነን። ህዝቢ ትግራይ ዝሓለፈ ጸገማት ብግብሪ ርእይዎ፣ ተማሂርሉ ኣሎ። ሕጂ’ውን ሃናጺ ኣበርክቶ ክገብር፡ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ዝምድናኡ ከደልድል፣ ምስ ህዝብታት ኢትዮጵያ ዘለዎ ሰፊሕ ረብሓ ተወሃሂዱ ክሰርሓሉ ዕድል ኣለዎ። ብዛዕባ’ዚ መምህር ዘድልዮ ኣይኮነን። ናይ ቀደም ታሪኽ ከይጸብጸብካ፡ ዝሓለፈ ሰለስተ ዕንደራታት እኹል ትምህርቲ’ዩ። ኣብ ቅድሚ ህዝቢ […]
Continue Reading