ኣንቱም ከዳዓት መንሽሮ ሕብረተሰብ : ኣሜሪካ ዕንወትን ህልቂትን እምበር መዓርን ጠስምን ተምጽእ ከይመስለኩም!

ብ ተስፋማርያም ሓጎስ: ህዝቢ ኤርትራ ነታ ዝተመንዝዓቶ ነጻነቱ ንምምጻእ ክንደይ ስቓይን መከራን ከም ዘሕለፈን ኣብ ኣህጉር ኣፍሪቃ እቲ ዝነውሐን ዝመረረን ቃልሲ ከም ዘካየደን ማዕረ ክንደይ ረዚን መስዋእቲ ከም ዝኸፈለን ንሕና ኤርትራውያንሲ ይትረፍ ዓለም ብዓለማ እትፈልጦ ሓቂ እዩ። መስዋእቲ ክበሃል እንከሎ ጤል ወይ በጊዕ ሓሪድካ ንኣምላኽ እተሕርሮ መስዋእቲ ኣይኮነን ፣ እንታይ ደኣ ለይለይ ዝብሉ ኣባጽሕ ዕጽፍ […]

Continue Reading

ሕሉቕ ኣውዲቑ ነይሓንቕ ፡ ዕሩቕ ከዲኑ ነየማሙቕ ፡ ተጻባእቲ ኤርትራ ኣብ መድረኽ እንክቃልዑ! (ካልኣይ ክፋል)

ብ ግዱሳት ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት፡ ኣብ’ዚ ካልኣይ ክፋል መቐጸልታ ጽሑፍና ፡ ህዝቢ ኤርትራ ክፈልጦ ንዘለዎ ሓቅታት ከምቲ ልሙድ ክንጋልህ ኢና። ኣብ’ዚ ከም ፍሉይ ሕታም ጌርና እነቕርቦ ዘለና ናይ ምቅላዕን ምግላጽን ጽሑፍ፡ ህዝቢ ኤርትራን መሪሕ ውድቡ ህዝባዊ ግምባር ሓርነት ኤርትራን፡ ካብ ቅድሚ ነጻነት ኣትሒዞም ዝሓልፍዎ ዝነበሩ ኩነት፡ ኣብ’ዚ ሕጂ እዋን’ውን፡ ህዝብን መንግስትን ሃገርን ኤርትራ ዝሰግርዎ ዘለዉ […]

Continue Reading

ሕሉቕ ኣውዲቑ ነይሓንቕ ፡ ዕሩቕ ከዲኑ ነየማሙቕ ፡ ተጻባእቲ ኤርትራ ኣብ መድረኽ እንክቃልዑ!

ብ ግዱሳት ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት፡ ኣብ’ዚ ናይ ሎሚ ጽሑፍና ፡ ነቲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ እዚ ናይ 25 ዓመታት ነጻነቱን ሓርነቱን፡ ድሮ ምድላው ጽንብል ቡሩራዊ ኢዩቢዩል ምርኩስ ብምግባር፡ ህዝቢ ኤርትራ ክፈልጦ ንዘለዎ ሓቅታት ክንጋልህ ኢና። ኣብ’ዚ ከም ፍሉይ ሕታም ጌርና እነቕርቦ ዘለና ናይ ምቅላዕን ምግላጽን ጽሑፍ፡ ህዝቢ ኤርትራን መሪሕ ውድቡ ህዝባዊ ግምባር ሓርነት ኤርትራን፡ ካብ […]

Continue Reading

ሕዱር ዓሻ እንክልብም: ኣብ ጥፍራርያ ይሕባእ

ብ ግዱሳት ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት ፡ ኣብ’ዚ ዘለናዮ ዘበነ ዓውሎማ 21 ክፍለ ዘመን: ነበረያ ነበረ ዝዝንተወሉ: ጽላለ ንቡር ተወሲዱ: ብዕራይ:- መላእ ኮይኑ ወለደ:: ህበይ ‘ውን ሰብ ኮይኑ ነገደ: ዝበሃለሉ ዘበን ኣይኮናን ዘለና:: ዘበነ ቑርዲድ ሰጊርናዮ ኢና:: ነዚ ክንሰግር ግን: ብዙሕ ክነግር ኣይኮነን ዘድልየና ነይሩ: እንታይ ድኣ? ኣብ ባይታ ብተወፋይነት ክንረባረብ ኢዩ ዝሓተና ነይሩ::

Continue Reading