ክትራ ብቐትሪ ሽፍትነት ጎደቦ፡ ምስ ተሓዝለ ዝሓጽር ድንኪ (Part-IV)

ብ ጉጅለ ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት፣ እዚ ራብዓይ ክፋል ጽሑፍና፡ መቐጸልታ ናይቶም ኣቐዲምና ዘቕረብናየን ሰለስተ ክፋላት ኮይኑ፡ ኣብዚ ጽሑፍ’ዚ ብጉዳይ ከሰተ መዓመ ኣኮሎምን (ወጅሀይ)፡ ተራ መልኣከ ሰረቐን፡ ኤልሳ ጭሩምን፡ ዮውሃንስ ማሕራይን (ጆን ማሕራይ)፡ ከምኡውን ኣብ መቐለ ዝርከቡ ብተቃወምቲ ዝፍለጡ እንታይ ከምዝመስልን፡ ነቲ ሕልኽላኻዊ ውዲት ኣሰራርሓ ተቖጻጻሪ ጉጅለ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ብምትሕብባር ስርዓት ኣዲስ ኣበባ፥ ኣብ ልዕሊ […]

Continue Reading

ክትራ ብቐትሪ ሽፍትነት ጎደቦ፡ ምስ ተሓዝለ ዝሓጽር ድንኪ (Part-III)

ብ ጉጅለ ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት፣ ኣብዚ ሳልሳይ ክፋል ጽሑፍና፡ መቐጸልታ ናይቲ ንብዙሕ ሕልኽላኻዊ ውዲት ኣሰራርሓ ተቖጻጻሪ ጉጅለ ውድብ ሕቡራት ሃገራትን፡ ምትእስሳሩ ምስ ስርዓት ኣዲስ ኣበባን፥ ዘጋጥሞ ዘሎ ብድሆታትን ብዝተጨበጠ መልክዑ ዘቕረበ ጽሑፍና መመላእታ እዩ። ደጊምና፡ ኣብ ኣቀራርባና ምናልባት ንሓደ ውልቀ-ሰብ ንከላኸል ዘለና ከምስል ይኽእል ይኸውን። ኣብ ውሽጢ ናይ’ቲ ትሕዝቶ ብጥልቀት ምስ እንኸይድ ግን፥ ንናይ ሓደ ወልቀ-ሰብ ጉዳይ […]

Continue Reading

ክትራ ብቐትሪ ሽፍትነት ጎደቦ፡ ምስ ተሓዝለ ዝሓጽር ድንኪ (Part-II)

ብ ጉጅለ ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት፣ ኣብዚ ናይ ሎሚ ካልኣይ ክፋል ጽሑፍና፡ መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ቀዳማይ ክፋል ዘቕረብናዮ ጽሑፍ ኮይኑ፡ ንሓንቲ ካብተን ኣብ ፍልሰት መንእሰያት ኤርትራ ቀንዲ ተዋሳኢት ንዝኾነት ሜሮን እስቲፋኖስን፡ ምስኣ ዝተታሓሓዙ ካልኦት ብሽም ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰል ንዝተዋፈሩ ወልቀሰባትን፡ ዝድሕስስ ይኸውን፡፡  ብተወሳኺ፡ ከምቲ ናይ ቀዳማይ ክፋል፡ ንብዙሕ ሕልኽላኻዊ ውዲት ኣሰራርሓ ተቖጻጻሪ ጉጅለ ውድብ ሕቡራት ሃገራትን፡ […]

Continue Reading

ክትራ ብቐትሪ ሽፍትነት ጎደቦ፡ ምስ ተሓዝለ ዝሓጽር ድንኪ

ብ ጉጅለ ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት፣ ኣብዚ ናይ ሎሚ ጽሑፍና፡ ንብዙሕ ሕልኽላኻዊ ውዲት ኣሰራርሓ ተቖጻጻሪ ጉጅለ ውድብ ሕቡራት ሃገራትን፡ ምትእስሳሩ ምስ ስርዓት ኣዲስ ኣበባን፥ ዘጋጥሞ ዘሎ ብድሆታትን ብዝተጨበጠ መልክዑ ዘቕርብ እዩ። ኣብ ኣቀራርባና ምናልባት ንሓደ ውልቀ-ሰብ ንከላኸል ዘለና ከምስል ይኽእል ይኸውን። ኣብ ውሽጢ ናይ’ቲ ትሕዝቶ ብጥልቀት ምስ እንኸይድ ግን፥ ንናይ ሓደ ወልቀ-ሰብ ጉዳይ ኢልና ዘይኮነ፥ እንታይ […]

Continue Reading