Tag Archives: Unity

Regionalism, Tribalism and its Negative Consequences

Eritreans believe in unity and are working hard in preserving it.

Nine but one. Only with UNITY that the Eritrean people can strive and thrive. (Photo: The nine tribes of Eritrea: Kunama, Tigrinya, Tigre, Afar, Rashaida, Saho, Bilen, Nara and Beja)

BY BRUH METSAE*

Professor PLO Lumumba recently gave a lecture to a group of Tanzanian students on the negative impact of regionalism and tribalism to a given society. On his speech which primarily focused on the adverse effects of tribalism on Africa, he applauded President Nierere’s of Tanzania for his tireless works in bringing his people of 120 ethnic groups together and “welded them into one nation”: The Tanzanians. Continue reading Regionalism, Tribalism and its Negative Consequences

ብኸዳዓት ደቂ ሃገር ዓንዲ ጽንዓትና ኣይንቕነቕን እዩ!

ዘይወግሕ መሲልዋ ኣብ ቡኽራ ትሓርእ ።

ተስፋማርያም ሓጎስ:

ዝቢ ኤርትራ ንኣማእት ዓመታት ብዝተፈላለዩ ገዛእቲ ሓይልታት ንምግላጾም ዘስካሕክሑ ግፍዕታት ወሪድዎ እዩ ። ኩሎም እቶም መሬት ኤርትራ ዝረገጹ ገዛእቲ ሓይልታት ነናቶም ካብ ኣእምሮ ህዝቢ ኤርትራ ዘይጠፍእ በሰላ ጥራይ ዘይኮነስ ንውሉድ ወለዶታት ብምረት ዝዝከር ዘሎ እዩ ። ብፍላይ እቲ ዘመነ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ዝነበረ ኣስካሕካሒ ኣረሜናዊ ግፍዕታት ካብቲ ኣሜሪካውያን ኣብ ልዕሊ ተጋደልቲ ቬትናም ዘውርድዎ ዝነበሩ ግፍዕታት ዝዳረግ እዩ እንተበልናስ ምግናን ኣይከውንን ።

እቲ ኣብዚ ጸቒጠ ከስምረሉ ዝደሊ ናይቶም ባዕዳውያን ገዛእቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዘውርድዎ ዝነበሩ ግፍዕታት ዘይኮነስ እቶም መሳርሒ ባዕዳዊ ገዛእቲ ኮይኖም ዘገልግሉ ዝነበሩ ኤርትራውያን ኣብ ልዕሊ ህዝብናን ሰውራናን ዘውርድዎ ዝነበሩ ኣስካሕካሒ ግፍዕታት እዩ ። Continue reading ብኸዳዓት ደቂ ሃገር ዓንዲ ጽንዓትና ኣይንቕነቕን እዩ!

ማዕቀብ ብበደልቲ መዋእሉ ንክብደል ዝጸንሐ ህዝቢ ኤርትራ (ካልኣይ ክፋል)

ንሕና ኤርትራውያን ሓቅነትና ሒዝና ፡ ኣብ ዝኾነ ጊዜን ቦታን ፡ ብብመድረኹ ንዘጋጥሙና ናይ ግዳም ተጻብኦታት ፡ ዘሎና ውልቃዊ ድሌትን ፖሎቲካዊ ኣጠማምታን ብዘየገድስ ፡ ኣብቲ ናይ ሓባር ጉዳይና ፡ ብጥሙር ሓይሊ ፡ ንናይ ሃገርናን ህዝብናን ጸላእቲ ዝኾኑ ሓይልታት ክንምክቶም እዩ ዝግባእ ። ከምኡ ስለዝመከትና ኢና ድማ ህልውንና ኣረጋጊጽና።

ግርማይ በርሀ ገብረሚካኤ (ሽካጎ)፡

ኣብ ታሕሳስ 5,2009 ዓ.ም. ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ብ1907 ዝፍለጥ ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ሃገር ኤርትራ ንምድኻም ካብ ዝብል ተንኮል ፡ ዘይፍትሓውን ዘይሕጋውን ናይ ኣጽዋር ማዕቀብ ገበሩ ። ድሕሪ ክልተ ዓመታት እንደገና ኣብ ታሕሳስ 23, 2011፡ ብ2023 ዝፍለጥ ተወሳኺ ኣብ ቑጠባ ሃገር ዝቕነዐ ማዕቀብ ወስኑ ። እዘን ክልተ እገዳታት ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ፡ ናብ ሓድሽ ዓመት ኣብ እንሰጋገረሉ እዋናት እየን ተወሲነን ። ብባህልና ፡ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ኢልና ብሓድሽ መንፈስ ንብገሰሉ ጊዜ እዩ ። ናይ ጊዜ ምርጫኦም ከይተረፈ ባህላዊ ሰረታትና ኣጽኒዖም ይጻብኡና ከምዘለዉ እውን ክንርድኦ እግባእ ኣብ ዝብል ኢና ኣብ ቀዳማይ ክፋል ጽሑፍ በጽሒና ነይርና ። Continue reading ማዕቀብ ብበደልቲ መዋእሉ ንክብደል ዝጸንሐ ህዝቢ ኤርትራ (ካልኣይ ክፋል)

ጉዳይ ደምበ “ተጻባእቲ” ኣዲኣ ገዲፋስ ሓትኖኣ ትናፍቕ ምስዝኸውን

ጓህሪ ኢየ ዝብል እንተፈከረ ፡ ሓሙኽሽቲ ኢዩ ትርፉ!

ገብረ ፍስሓጽዮን (ሆላንድ)፡

ርድኡን ብዘይ ርድኡን መኽንያታት ኣብዚ ቅንያትዚ ፡ ኣብ ደምበ ተቃወምቲ ኢና ባሃልቲ ግና “ተጻባእቲ” ፡ ከምኡውን ብ ተደናገጽቲ ስርዓት ወያነ ከም ሓድሽ ፋሽን ኮይኑ ዘሎ ፡ ዓቐን ዘይብሉ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ምድናቕ ኢዩ።

ኢትዮጵያ ማዕቢላ፡ ሓድሽ ናይ ባቡር መስመር ዘርጊሓ፥ ቑጠባኣ ብልዑል ሚእታዊ ዕብየት ኣርእዩ፥ ሮኬት ናብ ጠፈር ክትሰድድ ኢያ፥ ወ.ዘ.ተ. ብምባል ኣብ ኢትዮጵያ ዘየለ ኩነታት ክድንቑ፡ በንጻሩ ንኤርትራ ከጸለሙን ዘየለ ሽግር፡ ንኣብነት ህዝቢ ኤርትራ ብድርቕን ዓጸቦን ከምተሳቐየ ገይሮም ከቕርብዎ ክትሰምዕን ከሎኻ፡ ኣድኣ ገዲፋስ ሓትኖኣ ትናፍቕ ኢዩ ዘብለካ።  Continue reading ጉዳይ ደምበ “ተጻባእቲ” ኣዲኣ ገዲፋስ ሓትኖኣ ትናፍቕ ምስዝኸውን

ማዕቀብ ብበደልቲ መዋእሉ ንክብደል ዝጸንሐ ህዝቢ ኤርትራ (ቀዳማይ ክፋል)

ሃገራውነት ከም መግለጺ መንነት ኢዩ። ንሃገራውነት ንምድካም ዝትግበሩ ተጻብኦታት ንመንነትካ ንምድኻም ዝግበሩ ተጻብኦታት ድማ ኢዩ። ብኹሉ መዳያቱ ድማ ክምከት ጥራሕ ኢዩ ዘለዎ።

ግርማይ በርሀ ገብረሚካኤ (ሽካጎ)፡

መእተዊ፡- እዚ ጽሑፍ’ዚ ፡ ነቶም ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተወስኑ ፡ ዘይሕጋውያንን ዘይፍትሓውያንን ተጻብኦታት ፡ ኣንጻር ኤርትራ ዘቕንዑ ክልተ እገዳታትን ካልኦት ብዝተፈላለየ መልካዓት ክቐርቡ ዝጸንሑን ዘለዉን ዘየቓርጹ ተንኮላትን ዝፈጥርዎ ሳዓቤናታትን ብዝበለጸ ክትዓት ክካየደሎም ንምትብባዕ ተባሂሉ ዝቐረበ ጽሑፍ እዩ ። እዞም ማዕቀባት እዚኣቶም ብመሰረቶም ብሓሶትን ብተንኮላትን ተኣሊሞም ፡ በቶም ግስጋሰን ሰላምን ኣብ ዞባና ዘይደልዩ ኣካላት ተቓሚሞም ፡ ዝተሰርሑ ብምዃኖም ሓቂ ክድፈን ስለዝተመርጸ እንተዘይኮይኑ ፡ ክሳብ ኣብዚ ጊዜ’ዚ ከይተላዕሉ ክጸንሑ ኣይንተገቡኡን ነይሮም ፡ ካብ መጀመርታኡ’ውን መሰረት ዝነበሮም ኣይኮኑን ።  Continue reading ማዕቀብ ብበደልቲ መዋእሉ ንክብደል ዝጸንሐ ህዝቢ ኤርትራ (ቀዳማይ ክፋል)

መበል 14 ዓመት ፌስቲቫል ኤርትራውያን ተቐማጦ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን ብዓወት ተዛዚሙ

  • ንመበል 14 ግዜ ዝበኣል ዘሎ ፌስቲቫል ኤርትራውያን ተቐማጦ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን
  • ንመበል 14 ግዜ ዝበኣል ዘሎ ፌስቲቫል ኤርትራውያን ተቐማጦ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን
  • ንመበል 14 ግዜ ዝበኣል ዘሎ ፌስቲቫል ኤርትራውያን ተቐማጦ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን
  • ንመበል 14 ግዜ ዝበኣል ዘሎ ፌስቲቫል ኤርትራውያን ተቐማጦ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን
  • ንመበል 14 ግዜ ዝበኣል ዘሎ ፌስቲቫል ኤርትራውያን ተቐማጦ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን
  • ንመበል 14 ግዜ ዝበኣል ዘሎ ፌስቲቫል ኤርትራውያን ተቐማጦ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን
  • ንመበል 14 ግዜ ዝበኣል ዘሎ ፌስቲቫል ኤርትራውያን ተቐማጦ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን
  • ንመበል 14 ግዜ ዝበኣል ዘሎ ፌስቲቫል ኤርትራውያን ተቐማጦ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን
  • ንመበል 14 ግዜ ዝበኣል ዘሎ ፌስቲቫል ኤርትራውያን ተቐማጦ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን
  • ንመበል 14 ግዜ ዝበኣል ዘሎ ፌስቲቫል ኤርትራውያን ተቐማጦ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን
  • ንመበል 14 ግዜ ዝበኣል ዘሎ ፌስቲቫል ኤርትራውያን ተቐማጦ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን
  • ንመበል 14 ግዜ ዝበኣል ዘሎ ፌስቲቫል ኤርትራውያን ተቐማጦ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን
  • ንመበል 14 ግዜ ዝበኣል ዘሎ ፌስቲቫል ኤርትራውያን ተቐማጦ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን
  • ንመበል 14 ግዜ ዝበኣል ዘሎ ፌስቲቫል ኤርትራውያን ተቐማጦ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን
  • ንመበል 14 ግዜ ዝበኣል ዘሎ ፌስቲቫል ኤርትራውያን ተቐማጦ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን
  • ንመበል 14 ግዜ ዝበኣል ዘሎ ፌስቲቫል ኤርትራውያን ተቐማጦ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን
  • ንመበል 14 ግዜ ዝበኣል ዘሎ ፌስቲቫል ኤርትራውያን ተቐማጦ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን
  • ንመበል 14 ግዜ ዝበኣል ዘሎ ፌስቲቫል ኤርትራውያን ተቐማጦ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን

ሚካኤል ኢሳቕ

ዕለት 08/01/2015 ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብውዕዉዕ መንፈስ ዝጀመረ መበል 14 ዓመት ፌስቲቫል ኤርትራውያን ተቐማጦ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን ብሰንበት ምሸት ዕለት 11/01/2015 ብውዕዉዕ መንፈስ ተዛዚሙ።  እዚ “ሓድነትና ዋሕስ ህላወና’ዩ” ብዝብል ቴማ ካብ ኩለን ከተማታት ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን ዝመጹ ኤርትራውያን ዝተሳተፍዎ ፌስቲቫል ኔሩ። Continue reading መበል 14 ዓመት ፌስቲቫል ኤርትራውያን ተቐማጦ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን ብዓወት ተዛዚሙ

ጸገም ህዝቢ ኤርትራ ዝፍታሕ ብህዝባዊ መኸተ ጥራሕ አዩ

ብዕራይ ናብ ዘበለ እንተበለ . . . .  ምሕያል ህዝባዊ መኸተና ከም ቀንዲ ኣማራጺ !

ዘርኦም ሃይሉ

ጸላአቲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ሕሱር ስርዐት ወያነን ጎይቶቱን፡ ንህዝቢ ኤርትራ ንምድንጋር ከም ነፋሒቶ  ሕብሮም ወትሩ ምስቀያየሩ ኢዮም። ኣብ ርእሲ እዚ ፡ ን ኩነታት ጊዜ መጢጥካ ንሓሶት ናብ ሓቂ ንምቅያርን፡ ንጊዜ ከም ሓደ ካልአ መደናገሪ መሳርሒ ጌሮም ዝጥቀሙሉ ዘለዉ ሕሱር ሜላ አዩ።

ህዝቢ ኤርትራ ናይ ሰላም ሃንቀውታ ስለዘሎዎ፡ ገለ ግርሂ (የዉሃት) ኤርትራዉያን ምስ ጎይቶት ወያነ (ምምሕዳር ኣሜሪካን ተኽተልቶምን) ምሕዝነት አንተጌርና ሰላም ክንረክብ ንኽአል ኢና ዝብሃል ኣራኣአያ ኣሎ። አቲ ሓቂ ግና ፡ ምሕዝነት ምስ ጎይቶት ወያነ ህዝቢ ኤርትራ ይኹን መንግስቲ ኤርትራ ትሓሲሙዎ ኣይፈልጥን አዩ። ኩሉ ጊዜ ክኣ ንምሕዝነትን ንሓባራዊ ጥቕሚ ምስራሕን ቁሩብነቱ ምሰራጋገጸ አዩ። ይኹን አምበር፡ ከምቲ ብሓደ ኢድካ ከተጣቕዕ ዘይካኣል፡ ጎይቶት ወያነ ድሌት ስለዘይብሎም ምሕዝነት ክግበር ኣይተኻአለን። ስለምንታይ ኢዮም ድሌት ዘይብሎም ንዝብል ሕቶ፡ ከምቲ ቕድሚ 60 ዓመታት ኣቢሉ ጆንፎስተር ዳላስ ዝበሎ፡ ናይ ኣሜሪካ ረብሓ ምስ ነጻን ልኡላዊትን ሃገር ኤርትራ አይከዪድን አዩ ዝብል ጉጉይ ኣታሓሳስባ ምምሕዳር ኣሜሪካ ስለዝነበረን ዘሎን እዩ። Continue reading ጸገም ህዝቢ ኤርትራ ዝፍታሕ ብህዝባዊ መኸተ ጥራሕ አዩ

Reflections on the 10th Annual YPFDJ North America Conference

By Samuel Mahaffy (PhD),

PUT hundreds of young Eritreans from around the world in one room, along with their dreams and aspirations and add some of the leading experts and thought leaders on Eritrea and what do you get? A very high energy and exciting conference!

The 10th Annual YPFDJ Conference was about the dreams and aspirations of Eritrean young people. It was about identity. It was about community building and consciousness raising. It was about building and sustaining a youth movement that will support a bright future for an Eritrea that is setting its own course, while setting itself apart from Western stereotypes about African countries.  Continue reading Reflections on the 10th Annual YPFDJ North America Conference