ወኻሩ ወኻሩ … ካብዚ እንታይ ትመሃሩ?
ካብ ሚካኤል ይሳቅ፡ ናይ ኣተሓሳስባ ፍልልይ ክህሉ ባህርያዊ እዩ። ግና’ቲ ብመንነቱ ዝኾርዕ ፡ ብሃገራዉነቱ ዝሕበን ዜጋ: ህዝቢ ሃገር መንግስቲ ክትንከፍ ከምዘየፍቅድ ፡ ድሮ ኣብዚ ሳልስቲ ደጋጊሙ ኣነጺርልኩም። ህደማ ሓሶትኩም ዒቕ ኢልዎ። ዝደቀሰ እንተመሰለ ቋሕ ኢሉ ከምዘሎ ደኣ ኣርኣየኩም። ከምቲ ወትሩ ዘበርክተልኩም ገጸ በረኸት ድማ ዲኖ ህበይ ደኣ ከደነኩም። መዓልታዊ መዓልቲ ሓሶት ኣሎ ዲዩ? እንድዒ ከኣ […]
Continue Reading