AUDIO: ኤርትራ ናብ ኢጋድ ንክትምለስ ሓገዝ ኬንያ ከምዘይሓተተት ተገሊፁ (VOA)

By Betre Sultan, ፕረዚደንት ምዋዪ ኪባኪ፣ኤርትራ ናብ ኢጋድ ቅድሚ ምምላሳ ንፅንፈኛታት ብሕልፊ ንኣል-ሸባብ ትልግሶ ሓገዝ ክተቋርፅ ኣለዋ ዝብል ሪኢቶ ኣይሃቡን ኢሎም ኣምባሳደር በየነ። ኣብ ክንድኡ እቶም ፕረዚደንት ምስ ፕረዚደንት ኢሳያስ ክራኸቡ ከምዝደልዩ፣ኬንያ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝኾነ ፅልኢን ቅርሕንትን ከምዘይብላ፣ሎሚ‘ውን እንተኾነ ብሓባር ክንሰርሕ ድልዋት ኢና ከምዝበሉ ኣምባሳደር በየነ ጠቂሱ። ብመሰረት እቲ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኬንያ ዝላኣኸልና […]

Continue Reading

VOA: ኢጋድ ካብ ኣኼብኡ ንኤርትራዊ ዲፕሎማት ኣባሪሩ (AUDIO)

VOA Tigrinya Program, ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትማሊ ዝተሳለጠ ኣኼባ ምንስቲራት ኣባል ሃገራት ኢጋድ፣ንወካሊ ኤርትራ ካብ‘ቲ ኣኼባ ድሕሪ ምውፃእ ቀፂሉ፣ንጉዳይ ሶማልያን ደርቂ ቀርኒ ኣፍሪቃን መኺሩ ሓባራዊ መግለፂ ብምውፃእ ተዛዚሙ።በትረ ስልጣን ንዋና ፀሓፊ ኢጋድ ኣዘራሪቡ ዘዳለዎ መደብ ኣሎ። ቅድሚ 15 ዓመታት ብሸውዓተ ሃገራት ዝተመስረተ በይነ መንግስታት ምብራቅ ኣፍሪቃ (ኢጋድ)፣ኣብ‘ዚ እዋን‘ዚ ኤርትራ ብድልየታ ኣባልነታ ስለዘቋረፀት ሽዱሽተ ሃገራት ማለት […]

Continue Reading